Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ንቤተሰባዊ ህይወት ዝኸውን ቋንቋ ፈረንሳ

ምስ ምስ A Voix Haute

ኣዳላዊ A Voix Haute ኣቐድዲሙ ዝነበረ 6 місяців тому

እዚ ስልጠና እዚ ኣብ ብ ቋንቋ ፈረንሳ ብ ቃል ናይ ርድዳእ ቆልዑ ኣብ ቤት ትምህርቲ ንክዕወቱ ዝዓለመ እዩ እዚ ማለት

( ናይ ፈረንሳ ናይ ኣመሃህራ ኣገባብ ምጽናዕ፣ ምስ ዳሪክተር ቆጸራ ምውሳድ፣ ሕቶ ምቕራብ ፣ ንዝተፈላለየ ኣብ ዓውደ ትምህርቲ ዝነጥፉ ኣባላት ንምዝርራብ ወዘተ ምስ እተደልዩ .) ይሕግዝ

እቲ ስልጠና ካብ መስከረም ክሳብ ሰነ ዝካየድ እዩ። ኣብ ቤት ትምህርቲ ዘይርከቡ ህጻናት ብመንገዲ ማሕበር ቶውት ኡን ሞንደTout un Monde. ክተኣናገዱ ይኽእሉ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ብ ቕዓት ኣዘራርባ ፈረንሳኹም ንምምሕያሽ

ምእንቲ ነዚ ንኽትገብሩ ድማ ቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓትኩም ክመሓየሽ

ነጻ ምዃን ኣብ ኩሉ ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ ናይ ፈረንሳ ዘሎ ነገር ምፍላጥ መታን ክከኣል

እንተደኣ ኣብ እዚ መስርሕ ኣቲኹም በዚ ድማ ንውላድኩም ናን ዓወት ምስናይ ትኽእሉ

ከመይ ንገብሮ?

:መዓስ ከም እትምዝገቡን እቲ ስልጠና መዓስ ከም ዝጅምርን ንምርካብ ርኸቡና፤

- ብኢመይል፡ avoixhaute.asso@gmail.com

- ብስልኪ፡ 07 64 06 11 56

ምፍላጥ ዘገድስ!
ምዝገባ ኩሉ ግዜ ሰኑይ ንግሆ ካብ ሰዓት 10 ክሳብ 12 ክፉት እዩ።

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • youተርጓሚ/ሚት
  • nawal ghandourተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • cocoተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • avoixhauteኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianne georgesተርጓሚ/ሚት

Liens utiles