ምርካብ ዕድል ኣብ መንጎ ደቂ ኣንስትዮ ዝግበር ምይይጥን
ምስ ምስ Avec Solidarité Femmes 21
ኣዳላዊ Solidarité Femmes 21 ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansእዚ መደብ እምበኣር፣ ብምውህሃድ ክልተ ናይ ማሕበራዊ ሂወት ተሓጋገዝቲ ሰራሕተኛታት ማለት ኣንተርቨናን ሶሲያል፣ ( እታ ሓንቲ ናይ ስነ-ኣእምሮኣዊ ሓገዝ እትህብ ክትከውን እንከላ እታ ካልኣይቲ ድማ ናይ ማሕበራዊ ናብራ ሓገዝ ዝህባ ተሓጋገዝቲ ዝቖመ ኣገልግሎት እዩ)።
ኮይኑ ዕላም ኡ ድማ እተን ውጹዓት ደቀንስትዮ ነቲ ዘጋጠመን ሽግር ብዘይ ስክፍታ ማለት ምስጢረን ናብ ካልእ ሰብ ከምዘይሰግርን ኣብ ዕቁብን ውሑስን ቦታ መጽየን ይዛረባ ከምዘለዋ ኣሚነን ናብዘን ተሓጋገዝቲ ቀሪበን ወይ መጽየን ሽግረን ዝነግራሉን ሓገዝን ፍታሕን ክረኽባሉ ዝኽእላ ቦታ ምዃኑ ክርደ ኣ ዝዓለመ እዩ።
እዚ ክልተ ዓይነት ኣገልግሎት እዚ ኹለን ደቀንስትዮ ኣብ ሓዳር ይኹን ወይ ምስ ናይ ናብራ መጻምድተን ንዘጋጥመን ጎነጽ፥ ዓመጽ፥ ጸርፍን፣ ጾታዊ ምግሃስን፣ እዚ ዘስዓቦ ውጽ ኢት ድማ ስነ ኣእምሮኣዊን፣ ኤኮኖምያዊን ዓመጻትን መጉዳእትን፣ ካብኡ ሓሊፉ ድማ ኣካላዊ ማህረምቲ ንዘጋጠመን ደቀንስትዮ ብዛዕባ ጉዳየን ክዛረባን ኣፍደገ ዝኸፍት መድረኽ ኣገልግሎትን እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
43 A rue de Mulhouse, 21000 DIJON
03 80 67 17 89
solidaritefemmes21@outlook.fr