ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ መንጎ ወለዲ
ምስ ምስ Système D
ኣዳላዊ Système D ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуእዚ ትምህርቲ እዚ፣ ወለዲ ቋንቋ ፈረንሳ ንኽመሃሩ፣ ምስ ተኽእሎ ትሕቲ 3 ዓመት ቆልዑ ኣብቲ ቦታ ዝጸንሕሉን ዝሕብሐብሉን ወሀብ ትምህርቲ እዩ ።
ስለዝኾነ ድማ ኣብ ዝስዕብ እውን መደባት ክትሳተፉ ተኽእሎታት ኣሎ፤
- ምስ ካልኦት ስድራቤታት ዝግበር ኣኼባታት ምስታፍ
- ከምኡውን ምስ ህጻናት ደቆም ዝግበር ንጥፈታት
- ብተወሳኺ ኣካዳሚያዊ ደገፍ ምርካብ ዘጠቓለለ ይኸውን።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ፈረንሳይ
ስድራ-ቤት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ስልጠናታት ውሰድ፣
ምልላይ ምስ ሓደሽታት ሰባት፣
ምዝናጋዕ ናይ ቤተሰብ
ምኽሪን ን ወለዲ
ምሕጋዝ ቆልዑ ኣብ ትምህርቲ
ክንክን ቆልዑ
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
système dኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
rouaa karimተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
nora42ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት