ምስ Français Langue Étrangère et Parentalité - ምርካብ ደገፍ ካብ ካልኦት ወለዲ ቋንቋ ፈረንሳ ብዝምልከት - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ደገፍ ካብ ካልኦት ወለዲ ቋንቋ ፈረንሳ ብዝምልከት

ምስ ምስ Français Langue Étrangère et Parentalité

ኣዳላዊ UFCS Emploi Formation ኣቐድዲሙ ዝነበረ 16 днів тому

እዚ ሓደ ስልጠና ኮርስ ዝሓቖፈ መደብ እዚ ን ኣብዚ ዝስዕብ ነገር ይጠቅም፤

  • ምኻኣል ጸወታታ ትምህርቲ ፈረንሳ፡ ልምምድ፡ ...
  • ምስታፍ ኣብ ባህላዊ ባህላውን ሞያውን መደባት።
  • ምርካብ ምኽርታት ከመይ ጌርኩም ከም እትዘውትሩ ምኻል ንሞያዊ ፕሮጀክት ንምድላውን
  • ምርካብ መብርሂ ብዛዕባ ተራ ወላዲ ዝምልከት መብርሂታት።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ ናብዚ ንምስታፍ ግድን፤
- እንተደኣ ትሕቲ 12 ዓመት ዝዕድሚኡ ቆልዓ ሃልየምኹም
- ንስኹም ክትሰርሑ ወይ ስራሕ ክትረኽቡ ኣብ ምድላይ ምስ እትህልዉ
- እንተደኣብፈረንሳ ብዝበለጸ ክትዛረብን ክትጽሕፍን ትደልዩ ኮይንኩም ።
መንበሪ ቦታኹም ኣብ ሊዮን እንተኾይኑ ኣብ እዋን ስልጠና ትሕቲ 3 ዓመት ዝዕድሚ ውላድኩም ክሕብሕብ ይከኣል እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምምሃር ስነ-ቓላትናይ ፈረንሳ (ንስራሕ ቦታ መዓልታዊ መርራብን )
  • ምምሕያሽ ኣፋውን ጽሑፋውን ክእለት
  • ልምማድ ሰዋስው፡ ምትሕውዋስን ሕግታት ኣጸሓሕፋን።
  • ምኻኣል ንምርድዳእዕላላት፡ ቪድዮታት፡ ጸብጻባት ዜናን መደባት ሬድዮን ምስማዕን ክትክእሉ።
  • ኣብ መዓልታዊ ህይወትን ኣብ ስራሕን ብቋንቋ ፈረንሳ ብዝበለጸ ምዝርራብ
  • ምኽኣል ምጽሓፍ ምስ መዓልታዊ ህይወት፡ ስራሕ ወይ እዋናዊ ፍጻመታት ዝተኣሳሰሩ ኣርእስታትምምላኽ ወዘተ።

  • ምፍላጥ ጠቐምቲ ኣገልግሎታትን ኣገደስቲ ቦታታትን ኣበይ ከምዘለዉ ...
  • ምሕብሓብ ኣብ መገሻታትካ ዝያዳ ናጻ ምዃን: ናብ ስራሕ ምኻድ: ናብ ቆጸራ ምኻድ: ወይ ምምሕዳራዊ ዕማማት ...

  • ምርኻብን ምፍላጥን ብኸመይ ሕብረተሰብ ፈረንሳ፡ ባህልን ትካላት ንግዲ ብኸመይ ከም ዝሰርሑን።

  • ምርካብ ሓገዝ ኣብ ምድላይ ስራሕን ምድላው ቃለ መሕትትን ዝኸውን ምድላው
  • ምስራሕ ምብጻሕ ኩባንያታት፡ ምብጻሕ ማእከል ስልጠና፡ ምርኢት ...

  • ምኽኣል ምርዳእ ኣብ ፈረንሳ መሰልካን ስድራቤታዊ ህይወትካኩምን
  • ብግቡእ ኣፍልጦ ምዝርራብ ምኽርን ዘተን ብዛዕባ ተራ ወለዲ።

  • ምኽኣል ኣብታ ከተማ ጠቐምቲ ኣገልግሎታትን ኣገደስቲ ኣድራሻታትን ኣበይ ከምዘለዉ ምፍላጥ
  • ከምኡውን ናብ ስራሕ ንምኻድ፡ ናብ ምምሕዳራዊ ቆጸራ ንምኻድ ብህዝባዊ መጓዓዝያ...

ከመይ ንገብሮ?

ኣብ ምዝገባኹም ክትሕግዘኩም እዩ። ምስ UFCS Emploi Formation ንኽራኸብ ንማሕበራዊ ሰራሕተኛኻ፣ ኣማኻሪ ፈረንሳ ትራቫይል፣ ወይ ንናይ ሚሽን ሎካል ርክብ ሰብ ሕተቶ፤


Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 13, Rue Auguste Lacroix, 69003 Lyon
  • 04 78 62 61 61
Chargement de la carte...

Liens utiles