Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ንህይወት ቤት ትምህርቲ ህጻናት ቋንቋ ፈረንሳ

ምስ ምስ Cours de français pour les parents

ኣዳላዊ Association Contact et Promotion ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 21 jours

መደብና ትምህርቲ ፈረንሳ፡ ኣብ ሰሙን 2 ሰዓታት፡ ን፤

  • ምርዳእ፣ ኣወዳድባ ክእለት ናይቲ ቤት ትምህርቲ
  • ከምኡውን ፣ምስ ሰብ ሞያ ቤት ትምህርትን ካልኦት ወለድን ክራኸብ ንኽኽእል
  • ምትሕግጋዝ ንህጻናት ኣብ መዓልታዊ ህይወቶም።
ምፍላጡ ዘገድስ ኣብቲ ኮርሳት ንምስታፍ ግድን፤
- ወላዲ ናይ ሓደ ኣብ ኣውራጃ ሃውተፒየር ስትራስበርግ Hautepierre à Strasbourg ኣብ ዝርከብ ቤት ትምህርቲ ዝተመዝገበ ቆልዓ ምዃን
- ምርዳኣ ንባብን ምጽሓፍን ፈረንሳ ምዝራብን ምምሃር ።

ነዚ ቅድሚ ምጅማርኩም ደረጃ ንምፍላጥን ዝምልከቶ ጉጅለ ንምርካብን ዝግበር ገምጋም ኣሎ።

እዚ ማለት ኣብ ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝርከባ ኣብያተ ትምህርቲ ትምህርቲ ይውደብ፤ እቲ መደባትን መዓልታትን ከከም ደረጃኡ ይፈላለ እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ሰነዳት ቤት ትምህርቲ ምርዳእ (ኢመይላት፡ ፖስተራት፡ ኣብ ቦርሳ ቤት ትምህርቲ ዝርከቡ ኖት ምውሳድ ወይ ናይ ርክብ ደፍተር...)
  • ኣብ ቀለልቲ ኣርእስታት (መንነት፡ ኩነታት ስድራቤት፡ መግቢ፡ ጥዕና፡ መንበሪ ቦታ...) ሕቶታት ምምላስን ምሕታትን
  • ንቤት ትምህርቲ ዝኸውን ጠቓሚ ቃላት ተማሃር (ንዋት፡ ንጥፈታት፡ መዓልታዊ ህይወት ህጻናት...)
  • ቅጥዕታት ምርዳእን ምምላእን...

  • ምርካብ ምኻኣል ምኽርን ምክፋል ተመኩሮታትን ኣብ ኣመጋግባ፡ ስፖርትን ናይ ስክሪን ግዜን ንህጻናት
  • ከምኡውን ዘተ ብዛዕባ መንግስታዊ ኣብያተ ትምህርቲ ፈረንሳ
  • ኣድራሻታት ኣገልግሎታት ወይ ማሕበራት ኣብ Strasbourg... ስትራስበርግ...

  • ምርዳእ ንምኽኣል ኣወዳድባ ናይቲ ቤት ትምህርቲ፡ መደባት፡ ሕግታትን ኣብኡ ዝሰርሑ ሰባትን
  • ምርካብ ብዛዕባ ንጥፈታት እቶም ህጻናት ምፍላጥ ንነገራቶም ንኸዳልዉን ብዛዕባ መዓልቶም ክዛረቡን ።
  • ኣብ ኣኼባታት፡ ምውጻእ...

ከመይ ንገብሮ?

7 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • c&pኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • mbmlተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • emnተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት

Liens utiles