Apprendre le français : parler, lire, écrire
Cours de français avec des bénévoles pour les personnes qui sont allées à l’école ou sans expérience scolaire, trois soirs par semaine d’octobre à juin à Paris 13ème
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 54 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
Cours de français avec des bénévoles pour les personnes qui sont allées à l’école ou sans expérience scolaire, trois soirs par semaine d’octobre à juin à Paris 13ème
ምርካብ ምኽሪ ትምህርቲ ፈረንሳ ንወለዲ ተማሃሮ ኣብ ኣውራጃ ሃውተፒየር ስትራስበርግ፡ ስነ-ቓላት ቤት ትምህርቲ፡ መግለጺታት፡ ርክብ፡ ...
ምምኽኣል ምድህሳስ ንምፍላጥ፡ ምስ ካልኦት ሰባት ንምርኻብ፡ ባህልኻ ንምክፋል፡ ጽቡቕ ግዜ ንምሕላፍ፡ ብዛዕባ ካልኦት ባህልታት ንምፍላጥ ዝዓለመ ዓውደ መጽናዕቲ...
ምዝንጋዕ ኣብ ዞባ ትረጎር Trégor መአከቢ ቦታ: ዓውደ መጽናዕትታት፡ ንጥፈታትን ማሕበረሰባዊ ፕሮጀክትታትን ምስ ሰባት ንምርኻብን
ምስታፍ ጽዑቕ ኮርሳት ፈረንሳ፡ ኣብ ምዝራብን ምጽሓፍን ቅልጡፍ ምዕባለ ምምጻእ፡ ሰሙናዊ ናይ ሞክ ፈተናታት፡ ሕብረተሰብ ፈረንሳ ከመይ ከም ዝሰርሕ ምርዳእ፡ ብቐሊሉ ይወሃሃድ
ምምሃር ናይ ትያትር፣ ብ ቋንቋ ፈረንሳ ኣቢልኩም ብኣድማዒ መንገዲ ንምምሃር ትያትር ምጥቃም: ፊደላት: ምንባብ: ምጽሓፍ: ምዝራብ
ምኽኣል ምስታፍ ምእንቲ ምኽርን ንጥፈታትን ኣብ ጥዕና ኣእምሮ፡ ውጥን ሞያ፡ ስራሕ፡ ባህልን ማሕበራዊ ህይወትን።
ምኽኣል ንምርድዳእ ዝሕግዝ ምዝራብን ምጽሓፍን ንምምሕያሽ፡ ከባቢኻ ብዝበለጸ ንምርዳእን ናጻ ንምዃንን ዝሕግዝ ኮርሳት ቋንቋ ፈረንሳ
ምምሃር ምሸታዊ ትምህርቲ ፈረንሳ ርክብ ንምምሕያሽ፣ ኣብ መዓልታዊ ህይወትን ኣብ ስራሕን ናጻ ንምዃን፣ DELF B1
ምኽኣል መዓልታዊ ህይወት ብቕልጡፍ ንኽስጉም፡ ቋንቋ ፈረንሳ ንኽረክብን ናጻ ንኽኸውንን ትምህርቲ
ምኽኣል ትምህርቲ ፣ ቋንቋ ፈረንሳ ብቐሊሉ ተማሃሩ፣ ኣብ ፈረንሳ ብዝበለጸ ንምዝራብ፣ ንምርዳእን ንምንባርን ከምኡውን DELF A1 ምሕላፍ
ንምኽኣል ኮርሳት ፈረንሳ፡ ባህልን ዜግነትን፡ ሞያዊ ደገፍ፡ ቅድድም ብሽክለታ ኣብ ኤቭሮ
ምርካብ ናጻ ንምዃንዝሕግዙ ስጉምትታትን መሓውራትን ብዝበለጸ ንምርዳእ ናይ ጉጅለ ዓውደ መጽናዕትታት
ናይ ጉጅለ ዓውደ መጽናዕትታት ምስ ትምህርቲ ፈረንሳ፡ ሲቪ፡ ናይ ሞክ ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፡ ናይ ትካላት ምብጻሕ
ምኽኣል ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ እናተሃርኩም ፈረንሳኻ ንምምሕያሽ፡ ነቲ ባህሊ ብዝበለጸ ንምርዳእ፡ ከምኡ’ውን ናጻ ክትከውን።
ምኽኣል ከተማኹም ባህላን ንምርካብ ምስ ምሕዝነታዊ ሰባት ዝግበር ንጥፈታትን ኣኼባታትን ምግባር
ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ፣ ናጻ ንምዃ፡ ስራሕ ንምርካብ፡ ባህሊ ንምርዳእ...ዘኽእለኩም
ምስታፍ ፣ ደቀንስትዮ ኣብ ናይ ቋንቋ ፈረንሳዊ ዓውደ መጽናዕትታት ናጻ ንምዃን፡ ምስ ሓደስቲ ሰባት ንምርኻብ፡ ባህሊ ፈረንሳ ንምርዳእ
ምኽኣል ምስ ደረጃኻ ዝተመጣጠነ ኮርሳት ፈረንሳ፡ ባህሊ ፈረንሳ ርኸብ፡ ናጻ ኩን፡ ብዝበለጸ ምውህሃድ
ምርካብ ሓበሬታ ኣብ ዋትስኣፕ ሓበሬታ ምክፋል፡ ስራሕ፡ ኮርሳት ፈረንሳ፡ ባህላዊ ንጥፈታት፡ ስፖርት፡ ምጉዳል ዋጋ ወዘተ ዝኣመሰሉ መኻሰባት ምርኣይ
ምውህሃድ ዕላል ጽምዲ ኣብ ሰሙን ሓደ ግዜ ፈረንሳ ንምልማድ፡ ምስ ሰባት ክራኸብ፡ ምዕባለ
ምርካብ ንዓበይቲ ዝኾነ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርሳት ምስ ዝተመጣጠነ ደረጃታት፣ መዓልታዊ ቃላት፣ ንጥፈታትን ምውጻእን።
ንምስታፍ ኣብ ወለንታዊ ኣገልግሎትንዝነበረኩምሓድሽ ናይ ስራሕ ተመኩሮታት ብጥራይን ትክእሉ
ካብ 15-18 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ኣብ ፈረንሳ ባህላዊ ንጥፈታት ንኽገብሩ ነጻ ትኬትን €200 ዝወሃብ ገንዘብ ተጠቐምቲ ኩኑ።
ማሕበር Benenova ኣብ ከተማታት Paris, Lille, Nantes et Rennes (ኣብ ከተማታት ፓሪስ፣ ሊል ፣ ናንቴ ረንን) ወልንታዊ ስራሕ ስራሕ ዕድል ትኸፍት::
ምስታፍ ኣብ ናይ እቲ Coupé Décalé ን ዝተፈላለየ ከም እኒ ምኽሻን፣ ኢደጥበባዊ ስርዓትን ሰንዓን ዝዓመለ የካይድ።