ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ንኣብ መዓልታዊ ህይወትን ኣብ ስራሕን ብዝበለጸ ንምርድዳእን ዘኽእል
ምስ ምስ Cours de français le soir niveau A2
ኣዳላዊ Centre Socioculturel Yannick Noah ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 місяці томуእዚ ምሸት 4 ሰዓታት ትምህርቲ ፈረንሳ ን፤
- ናይ ቃል ኣፋውን ጽሑፋውን ክእለት ምምሕያሽ
- ንምምላክ ዝሓሸ ርክብን ጽሑፍን እዩ።
- ምእንቲ ሕብረተሰብ ፈረንሳን መሰላትኩም ምርዳእ ክትክእሉን፣ ከምኡውን
- ን DELF B1 ተዳልዩ ዘሎ ፈተና ክትፍተኑ
- ኣብ መወዳእታ ድማ ኣብ መዓልታዊ ህይወትን ኣብ ስራሕን ርእሰ-ምርኮሳ ንኽህልወካ።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ ኣብዚ ንምምዝጋብ ዘኽእሉ ድማ፤
- ፈለማ ስደተኛ፣ ወይ ተጠቃሚ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፣ ወይ ሃገር ዘይብሉ ሰብ ዘብል ወረቐት ምስ ዝህልወኩም
- ወይ ድማ ኣብ ፈረንሳ ን5 ዓመት ዘይመልእ መንበሪ ፍቓድ ሒዝኩም ምስ ዝጸንሑን ኣብ OFII CIR ( contrat d'intégration républicaine ) ዝፈረምኩምን ምስ እትኾኑ ።
- ወይ እውን ሓተትቲዑቕባ ምስ እትኾኑን።
ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ፈተና ቅድሚ ስልጠና ምጅማሩ ብቆጸራ ንምግባር ክትክእሉ ።

ምፍላጡ ዘገድስ እዚ ትምህርቲ እዚ ትምህርቲ ሰሉስን ሓሙስን ካብ ሰዓት 7 ድሕሪ ቀትሪ ክሳብ ሰዓት 9 ምሸት ይካየድ።
ዓመታዊ ክፍሊት ኣባልነት ንመዝገብ፡ ንነበርቲ ኣስኒየርስ (ነበርቲ habitants d’Asnières-sur-Seine ኣስኒየርስ-ሱር-ሴን) €10 ወይ ንዘይነበርቲ Asniérois ኣስኒየርስ €15።
ክፍሊት ናይ ስልጠና ድማ : €20።
ዓመታዊ ክፍሊት ኣባልነት ንመዝገብ፡ ንነበርቲ ኣስኒየርስ (ነበርቲ habitants d’Asnières-sur-Seine ኣስኒየርስ-ሱር-ሴን) €10 ወይ ንዘይነበርቲ Asniérois ኣስኒየርስ €15።
ክፍሊት ናይ ስልጠና ድማ : €20።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
46 Avenue des Grésillons, 92600 Asnières-sur-Seine, France
01 41 11 02 22
noah@csc-ynoah.com
Chargement de la carte...
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ፈተና ንገምጋም ብቕዓት ቋንቋ
ወግዓዊ ዲፕሎማ አርክብ ፈተና ንምሕላፍ
ካብ ናይ ስምልጠና ቦታ ወጻኢ ኣብ ቴሌፎንን ምስ ሰባትን ልምምድ ግበር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ምልላይ ምስ ሓደሽታት ሰባት፣
ምፍላጥ ባህሊ ፈረንሳይ፣
9 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
cscynኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitoroተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
ali.abo-tahaተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት