ምስ Français langue étrangère d'intégration - ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ

ምስ ምስ Français langue étrangère d'intégration

ኣዳላዊ Maison Pour Tous Léo Lagrange ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un mois

ምእንቲ ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ ብቅዓትኩም ናጻ ክትኮኑን ምቹእ ስምዒት ክስምዓኩም ኣብ ዝተፈላለየ ደረጃታት (መጽሓፍን ምንባብን፡ A1, A2, B1, B2) ዝወሃብ ኮርሳት ክትሳተፉ ክትክእሉን።

ምፍላጡ ዘገድስ ቅድሚ ትምህርቲ ምጅማርኩም፡ ዝምልከቶ ጉጅለ ንምርካብ፡ ደረጃ ብቅዓት ፈረንሳ (ብጽሑፍን ብዘረባን) ምግምጋም መስርሕ ኣሎ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምእንቲ ዝሓሸ ርክብ ኣብ መዓልታዊ ህይወት: ክህልወኩምን ከምኡ እውን መንበሪ ገዛ: ትምህርቲ: ስራሕ: ስድራቤት: መንነት: ጥዕና: ምዝንጋዕ ትርፊ ግዜ ወዘተ ብ ግቡእ ከተሰላስሉ...
  • ምእንቲ ቪድዮታትን ጽሑፋትን ምርዳእ ምኽኣል ክትክእሉ
  • ከምኡውን ዝተፈላለየ ሕቶታት ሕቶታት ክትሓትትን ኣብ እዋናዊ ፍጻመታት ርእይቶ ክትህብን ምኽኣሉ።

  • ምፍላጥ ኣገደስቲ ቃላት ንስራሕ ዝኸውን
  • ምኽኣል መብርሂ ናይ ሞያዊ ሰነዳት።

  • እዚ ናይ ጉጅለ ዓውደ መጽናዕትታት ማለት (ምብሳል ምኽሻን፣ ጀርዲን ወዘተ...)
  • ምኽኣል ዑደት ከተማ (ባህላዊ ቦታታት፣ ህዝባዊ ኣገልግሎታት፣ ትካላት ንግዲ...)
  • ምስታፍ ኣብ ስፖርታዊ ንጥፈታት።

ከመይ ንገብሮ?

Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 12 square du Nivernais, 50 130 Octeville
  • 02 33 43 31 63
  • contact@mptll.fr
Chargement de la carte...

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • MPTLLኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • Empties Mistralተርጓሚ/ሚት
  • Sabataተርጓሚ/ሚት
  • Youta_tradተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • espoirተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • NAIFRANCOተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles