Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምስታፍ ኣብ ንጥፈታት ተሳተፉ

ምስ ምስ Association Étincelles

ኣዳላዊ Association Étincelles ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un mois

ምምላስ ንኹሉ ክፉት ዝኾነ ናይ ኣኼባ ቦታ ፤

  • ምስታፍ ዓውደ መጽናዕትታትን ንጥፈታትን
  • ምእንቲ ኣብ ማሕበረሰብ ዝተመስረቱ ፕሮጀክትታት ናይ ምስራሕ ዕድል ምርካብ
  • ምእንቲ ኣብ ናይ ንህዝቢ መላት እቲ ከባቢ ንምርኻብን ባህሊ ፈረንሳ ብዝበለጸ ንምርዳእ ክትክእሉ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ናይ ምኽሻን ዓውደ መጽናዕቲ
  • ምምጋብ ናይ ሓባር መግቢ
  • ምኹስኳስ ጀርዲን ምግባር
  • ምጽዋት ሙዚቃ...

  • ምኽኣል ብዝቐለለ መንገዲ ምዝርራብ
  • ምምሃር ሓደስቲ ቃላት
  • ምኽኣል ሲቪ ፍጠር፣ ብዛዕባ ክእለትካ ...

  • ምስ ጎረባብቲን፡ ኣዕሩኽን ምትሕውዋስ
  • ስዝተኛታት ህዝቢ
  • ምስ መሻርኽቲ ማሕበራት ምልላይ...

ከመይ ንገብሮ?

እንተደሊኹምብናይ ጽሑፍ መልእኽቲ ወይ ብዋትስኣፕ፤

  • 07 80 65 37 21
  • 07 80 65 37 29

ብጽሑፍ ወይ ብድምጺ መልእኽቲ ክትገድፉ ትኽእሉ ኢኹም።

Lieu d'accueil

1, Rue du Stanco, 22300 Lannion, Côtes-d'Armor, Bretagne

07 80 65 37 21

Chargement de la carte...

9 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • association étincellesኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rama anzouተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • nikolተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት

Liens utiles