ምስ Parrainage de pair à pair - ምርኻብ፣ ምስ ሓደስቲ ቦታታት፡ ካልእ ባህልታት - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርኻብ፣ ምስ ሓደስቲ ቦታታት፡ ካልእ ባህልታት

ምስ ምስ Parrainage de pair à pair

ኣዳላዊ Mission locale du Pays de Coutances ኣቐድዲሙ ዝነበረ 7 місяців тому

ምክያድ ንደቂ 16-25 ዓመት ክፉት ዝኾነ ነጻ ዓውደ መጽናዕቲ ን፤

  • ፈለማ ምርካብ ግዝኣት ዞባ ካውታንስ።
  • ከምኡውን ምርኻብ ምስ ካልኦት ሰባት
  • ብምቕጻል ምክፋል ባህልኻ ምስ ናይቲ ከባቢ መንእሰያት ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምርኻብ Coutances Mer et Bocage (CMB) ማሕበረሰብ ኮሙናት
  • ከምኡውን ማሕበረሰብ ኮሙናት ኮት ኦውስት ሴንተር ማንቸManche (COCM).

  • ምርኻብ ምስ ካልኦት ካብ ዝተፈላለየ ባህሊ ዝመጹ መንእሰያት
  • ምስ ካላኦት ጽቡቕ ግዜ ንምሕላፍን ብዝበለጸ ንምላለን።

  • ምኻኣል ምልውዋጥ ብዛዕባ ባህሊ ፈረንሳን ባህልታት ዓለምን ሓሳባት።

ከመይ ንገብሮ?

በዚ ኣገባብ እዚ ቆጸራ ክትሕዙ ትኽእሉ ኢኹም :

  • ብኢመይልና ፡ accueil@missionlocalecoutances.fr
  • ብስልኪና፡ 02 33 19 07 27
  • ኣብቲ ቦታ ኣድራሻና ፡ Espace Hugues de Morville, 103, rue Geoffroy de Montbray, 50200 Coutances
Passer la carte

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

17 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • emilie-mlኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • nikolተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • koppaተርጓሚ/ሚት
  • mbmlተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • nokia_78ተርጓሚ/ሚት
  • lilou azazተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • hennadii21ተርጓሚ/ሚት
  • bbrvተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • sacha23ተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles