ምድላው፣ ክእለት ናይ ፈረንሳዊ ብምምሕያሽ ናብ DELF ምድላው
ምስ ምስ Centre Ressource Lecture
ኣዳላዊ Centre Ressource Lecture ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un moisምስታፍ ናይ ፈረንሳ ኮርሳት ብደረጃ (A1.1, A1, A2, B1 and B2) ን፤
- ምምሃር ምንባብን ምጽሓፍን ምቑጻርን
- ምኽኣል ንምርድዳእ ብኣፋውን ብጽሑፍን ብዝበለጸ
- ከምኡውን ንሕብረተሰብ ፈረንሳን ዓለም ስራሕን
- ኣብ መወዳእታ ንፈተና DELF
- ንምዕዋትውህደት ኣብ ሞያዊ ውህደትኩም ።
ምፍላጡ ዘገድስ እዚ ትምህርቲ እዚ ሰኑይ፡ ሰሉስ፡ ሓሙስን ዓርብን፡ ካብ ሰዓት 9 ንግሆ ክሳብ ሰዓት 12 ድሕሪ ቀትሪ ወይ ካብ ሰዓት 12 ድሕሪ ቀትሪ ክሳብ ሰዓት 17 ድሕሪ ቀትሪ ይካየድ። ብፈረንሳ ትራቫይል (ናይ ቀደም Pôle emploi)፡ ብሚሽን ሎካል la Mission Locale,ወይ ብማይሶን ደ ሶሊዳርተ Maison de Solidarité ዲፓርትመንታል ዝተመሓላለፉ ሕጹያትDépartementale. ከነእንግድ ንኽእል ኢና።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ፈተና ንገምጋም ብቕዓት ቋንቋ
ወግዓዊ ዲፕሎማ አርክብ ፈተና ንምሕላፍ
ስልጠናታት ውሰድ፣
ካብ ናይ ስምልጠና ቦታ ወጻኢ ኣብ ቴሌፎንን ምስ ሰባትን ልምምድ ግበር፣
ንባህሊ እንዳዳህሰስካ ፍልጠት ቅሰም፣
ምፍላጥ ባህሊ ፈረንሳይ፣
9 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
CRLኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
gitoroተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
nouተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት