ምስ Association Poya - ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ደረጃ A1 - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ደረጃ A1

ምስ ምስ Association Poya

ኣዳላዊ Association Poya ኣቐድዲሙ ዝነበረ 21 день тому

እዚ ን5 ኣዋርሕ ኮርስ ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሕያሽን ምስ ሕብረተሰብ ፈረንሳ ንምውህሃድን ይጠቅም ፡ ንኣብነት ኣብ ኦም ዝስዕቡ ነገራት፤

  • ምስታፍ ኣብ ትምህርቲ ፈረንሳ፡ ሰኑይን ረቡዕን ካብ ሰዓት 10 ንግሆ ክሳብ ሰዓት 1 ድሕሪ ቀትሪ
  • ምክያድ ናይ ዕላል ዓውደ መጽናዕቲ፡ ሓሙስ ካብ ሰዓት 2 ድሕሪ ቀትሪ ክሳብ ሰዓት 4 ድሕሪ ቀትሪ
  • ምርካብ ሓበሬታ ብዛዕባ ዜግነት ዝምልከት መግለጺ፡ ሰኑይ ካብ ሰዓት 2 ድሕሪ ቀትሪ ክሳብ ሰዓት 5 ድሕሪ ቀትሪ (ን2 ወርሒ)
  • ስነ-ጥበባውን ባህላውን ንጥፈታት ክትሳተፉ ክትክእሉ ።
ምፍላጡ ዘገድስ እንተደኣ ኣብዞም ኮርሳት ንምስታፍ ተደልዩ ግድን ክማላእ ዘለዎ፤
- ኣመልከትቲ ምስ OFII CIR ድሕሪ ምፍራሙ ምዃን
- ኣህጉራዊ ሓለዋ ዘለዎም (ናይ ስደተኛ ደረጃ፣ ተጠቃሚ ንኡስ ሓለዋ) ዘለዎምን ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሑ ትሕቲ 5 ዓመት ዝገበሩን ክኾኑ ይግባእ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምኽኣል ምጥቃል ሓደስቲ ቃላት ኣጠቓቕምኡን ።
  • ግሲታትን ሰዋስውን ኣብ ደረጃ A1 ምርዳእ ምእንቲ ክትክእሉ
  • ምጥቃል ቀለልቲ ሓረጋት ክትመልኩ
  • ንነብስኹም ንምፍላጥ ኣላልያ፡ ሕቶታት ሕተት።
  • ሓጸርቲ መልእኽትታት ምርዳእ ክትክእሉ።

  • ምርካብ መብርሂታት ብዛዕባ መሰላትን ሓላፍነትን ኣብ ፈረንሳ ዝነብሩ ሰባትን ብዛዕባ ማዕርነት ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን።
  • ከምኡውን ኣቀራርባ ክብርታት ሪፓብሊክምርዳእ
  • መእተዊ ታሪኽ ፈረንሳ መሰረታዊ ኣፍልጦ ምህላው።

ብሳላ ኣብቲ ስልጠና፡ ፈረንሳ ንምልምማድ፡ ባህሊ ፈረንሳ ንምፍላጥን ሓደስቲ ሰባት ንምርኻብን ሓያሎ ንጥፈታት ይቐርቡ፤

  • ምብጻሕ ቤተ መዘክር ክትበጹህ ምኽኣል
  • ትያትር ምርኢታት ምኻድ ክትክእሉ
  • ፊልምታት ኣብ ሲነማ ምእንቲ ክትዕዘቡ...

ከመይ ንገብሮ?

  • ብስልኪ፡ 07 51 43 67 66
  • ብኢመይል ፡ contact@poya-asso.org
  • ኣብ ቦታ ኣድራሻና : 196 boulevard Macdonald, 75019 Paris.
Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 196, Boulevard Macdonald, 75019 Paris
  • 07 51 43 67 66
  • contact@poya-asso.org
Chargement de la carte...

9 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • Zarin-poyaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • rama anzouተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • juliangmzተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት

Liens utiles