ምርዳእ ቋንቋ ፈረንሳ ክትማሃሩ፡ ዲጂታላዊ ቴክኖሎጂ ርኸቡን ህይወት
ምስ ምስ Cours de français niveau A1
ኣዳላዊ Centre Socioculturel Yannick Noah ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 місяці томуእዚ ኣብ ሰሙን 4 ሰዓታት ትምህርቲ ፈረንሳ ን፤
- ምምሃር መዓልታዊ ምዝርራብ፡ ምንባብን ምጽሓፍን
- ምኽኣል ምርዳእ ሕብረተሰብ ፈረንሳን መሰላትካን
- ምስታፍ ኣብ ህይወት ከባቢኻ
- ምምሃዝ ዲጂታላዊ መሳርሒታት ተጠቐም እሞ ኣገባባትካ
- ኣብ መዓልታዊ ህይወት ርእሰ-ምርኮሳ ንኽህልወኩም
- ምድላውን ምሕላፍን... DELF A2.
ንምምዝጋብ ድማ፤
- ስደተኛ፣ ወይ ተጠቃሚ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፣ ወይ ሃገር ዘይብሉ ክኸውን
- ወይ ድማ ኣብ ፈረንሳ ን5 ዓመት ዘይመልእ መንበሪ ፍቓድ ሒዞም ዝጸንሑን ኣብ OFII CIR ( contrat d'intégration républicaine ) ዝፈረሙን እዮም።
- ምዃን ወይ ሓታቲ ዑቕባ ። ናይ ፈረንሳ ፈተና ቅድሚ ስልጠና ምጅማሩ ብቆጸራ ይግበር።

ምፍላቱ ዘገድስ ትምህርቲ ሰሉስን ሓሙስን ካብ ሰዓት 9፡30 ክሳብ ሰዓት 11፡30 ይካየድ።
ዓመታዊ ክፍሊት ኣባልነት ንመዝገብ፡ ንነበርቲ ኣስኒየርስ (habitants d’Asnières-sur-Seineነበርቲ ኣስኒየርስ-ሱር-ሴን) €10 ወይ ንዘይነበርቲ ኣስኒየርስ Asniérois.€15።
ክፍሊት ስልጠና : €20።
ዓመታዊ ክፍሊት ኣባልነት ንመዝገብ፡ ንነበርቲ ኣስኒየርስ (habitants d’Asnières-sur-Seineነበርቲ ኣስኒየርስ-ሱር-ሴን) €10 ወይ ንዘይነበርቲ ኣስኒየርስ Asniérois.€15።
ክፍሊት ስልጠና : €20።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
46 avenue des Grésillons, 92600 Asnières-sur-Seine, France
01 41 11 02 22
noah@csc-ynoah.com
Chargement de la carte...
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ምምሕዳር
ፈተና ንገምጋም ብቕዓት ቋንቋ
ወግዓዊ ዲፕሎማ አርክብ ፈተና ንምሕላፍ
ስልጠናታት ውሰድ፣
ንባህሊ እንዳዳህሰስካ ፍልጠት ቅሰም፣
ካብ ናይ ስምልጠና ቦታ ወጻኢ ኣብ ቴሌፎንን ምስ ሰባትን ልምምድ ግበር፣
ምንጣፍ ኣብ ባህላዊ መደባት
ምፍላጥ ባህሊ ፈረንሳይ፣
ምልላይ ምስ ሓደሽታት ሰባት፣
ኣጠቓቕማ ኮምፒተር ምምሃር፣
10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
cscynኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitoroተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
charifeh aldabaghተርጓሚ/ሚት
ali.abo-tahaተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት