ምውሳድ ትምህርቲ ኣብ ቤሳንሶን ትምህርቲ ፈረንሳ ውሰድ Besançon
ምስ ምስ Ateliers sociolinguistiques

ኣዳላዊ ASEP (Association Sportive et d'Éducation Populaire) ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 місяці тому
እዚ መደብ እዚ ናይ ሓደ ወርሒ ኮርስ ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሕያሽ፡ ንኣብነት፤
- እዚ ሓያሎ ደረጃታት ዘለዎም ኮርሳት ፈረንሳ፡ ትምህርቲ ምጽሓፍን ምንባብን፡ ጀመርትን ማእከላይን ደረጃታት
- ምስታፍ ኣብ ዝተፈላለዩ ምውጻእን ንጥፈታትን ምግባር።
ኣዝዩ ምፍላጡ ዘገድስ ክፍሊት ኣባልነት ማሕበር ፡ ኣብ ዓመት 15 ዩሮ ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- Centre Social Chaprais, Cras, Viotte, 22, Rue Résal, 25000 Besançon, France
- 07 55 11 27 89
- n.sami@asep.fr
Passer la carte
Chargement de la carte...
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ንባህሊ እንዳዳህሰስካ ፍልጠት ቅሰም፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ካብ ናይ ስምልጠና ቦታ ወጻኢ ኣብ ቴሌፎንን ምስ ሰባትን ልምምድ ግበር፣
ምልላይ ምስ ሓደሽታት ሰባት፣
ምፍላጥ ባህሊ ፈረንሳይ፣
ዝነብረሉ ከተማን ዞባን ምፍላጥ፣
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
SAMI Noorኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
Aleksandra.tokmakovaተርጓሚ/ሚት
taghridተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት