ምድላው ትምህርቲ ፈረንሳ ወሲድኩም ንDELF A2
ምስ ምስ Association Poya
ኣዳላዊ Association Poya ኣቐድዲሙ ዝነበረ 18 днів томуእዚ ናይ ናይ 5 ኣዋርሕ ኮርስ ቋንቋ ፈረንሳኻ ንምምሕያሽን ምስ ሕብረተሰብ ፈረንሳ ንምውህሃድን፡ ንኣብነት ኣብ እዞም ዝስዕቡ ነገራት ፤
- ምኻል ምምሃር ትምህርቲ ፈረንሳ ኣብ ደረጃ A2: ሰሉስን ሓሙስን ካብ ሰዓት 10 ንግሆ ክሳብ ሰዓት 1 ድሕሪ ቀትሪ
- ኣብ ድሕሪ ቀትሪ ናይ ዕላል ዓውደ መጽናዕቲ፡ ሓሙስ ካብ ሰዓት 14 ድሕሪ ቀትሪ ክሳብ ሰዓት 16
- ብዛዕባ ዜግነት ዝምልከት መግለጺ፡ ሰኑይ ካብ ሰዓት 14 ድሕሪ ቀትሪ ክሳብ ሰዓት 17 ድሕሪ ቀትሪ (ን3 ወርሒ)
- ሞያዊ ስልጠና ወይ ስራሕ ኣብ ምርካብ ዝግበር ደገፍ
- ስነ-ጥበባውን ባህላውን ንጥፈታት።
ምፍላጡ ዘገድስ ኣብዚ ስልጠና ንምስታፍ ግድን፤
- ምስ OFII CIR ድሕሪ ዝፈረሙ ምዃን
- ኣህጉራዊ ሓለዋ ዘለዎም (ናይ ስደተኛ ደረጃ፣ ተጠቃሚ ንኡስ ሓለዋ) ዘለዎምን ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሑ ትሕቲ 5 ዓመት ዝገበሩን እዮም።
- ምስ OFII CIR ድሕሪ ዝፈረሙ ምዃን
- ኣህጉራዊ ሓለዋ ዘለዎም (ናይ ስደተኛ ደረጃ፣ ተጠቃሚ ንኡስ ሓለዋ) ዘለዎምን ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሑ ትሕቲ 5 ዓመት ዝገበሩን እዮም።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- 196, Boulevard Macdonald, 75019 Paris
- 07 51 43 67 66
- contact@poya-asso.org
Chargement de la carte...
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ስራሕ
ወግዓዊ ዲፕሎማ አርክብ ፈተና ንምሕላፍ
ስልጠናታት ውሰድ፣
ካብ ናይ ስምልጠና ቦታ ወጻኢ ኣብ ቴሌፎንን ምስ ሰባትን ልምምድ ግበር፣
ምንጣፍ ኣብ ባህላዊ መደባት
ምፍላጥ ባህሊ ፈረንሳይ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
8 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
Zarin-poyaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
rama anzouተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት