ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ
ምስ ምስ FAIR
ኣዳላዊ FAIR ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 5 moisእዚ ጽዑቕ ኮርሳት ፈረንሳ ኣብ ማእከላይ ፓሪስ ን ምእንቲ ኣብ እዞም ዝሶቡ ነገራት መለት፤
- ምእኝቲ ቀልጢፍኩም ትስጉሙ
- ከምኡውን ንህይወት ፈረንሳ ብዝበለጸ ክትርድእዎ
- ኣብ መወዳእታ ስራሕ ንምርካብን ብቐሊሉ ንምውህሃድን እዩ።
ኣገዳሲ ሓበሬታ ንምስታፍ ግድን፤
- እብዚ ንምስታፍ ልዕሊ 18 ዓመት ክኸውን
- ግዜ ምህላው ኣብ መዓልቲ 3 ሰዓታት ድሉው ክኸውን
- መነበሪኹም ኣብ Île-de-France ኣብ ኢልደፍራንስ ምዃን
- ምኽኣል ፊደላት ፈረንሳ ፍጹም ከተንብብን ክትጽሕፍን
- ወረቀት ናይ ስደተኛ፣ ተጠቃሚ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፣ ሃገር ዘይብሉ ሰብ ወይ ሓታቲ ዑቕባ ምኳን
-ምጽናሕ ንሙሉእ ንውሓት ግዜ እቲ ስልጠና ኣብ ክፍሊ ምክፋል ተሳትፎ ምርኣይን
- ምህላው ብዙሕ ድርኺትን ውልቃዊ ጻዕርን ዘጠቓለለ ባህሪን ኡነትን ምህላው።
- እብዚ ንምስታፍ ልዕሊ 18 ዓመት ክኸውን
- ግዜ ምህላው ኣብ መዓልቲ 3 ሰዓታት ድሉው ክኸውን
- መነበሪኹም ኣብ Île-de-France ኣብ ኢልደፍራንስ ምዃን
- ምኽኣል ፊደላት ፈረንሳ ፍጹም ከተንብብን ክትጽሕፍን
- ወረቀት ናይ ስደተኛ፣ ተጠቃሚ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፣ ሃገር ዘይብሉ ሰብ ወይ ሓታቲ ዑቕባ ምኳን
-ምጽናሕ ንሙሉእ ንውሓት ግዜ እቲ ስልጠና ኣብ ክፍሊ ምክፋል ተሳትፎ ምርኣይን
- ምህላው ብዙሕ ድርኺትን ውልቃዊ ጻዕርን ዘጠቓለለ ባህሪን ኡነትን ምህላው።
ምፍላጡ ዘገድስ እምበኣርከስ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሰሙን፡ ገምጋማት ተማሃሮ ምዕባለኦም ክከታተሉ የኽእሎም። ኣብ መወዳእታ ሰሚስተር ፡ DELF ንተማሃሮ ንወግዓዊ ፈተናታት የዳልዎም።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ፈተና ንገምጋም ብቕዓት ቋንቋ
ስልጠናታት ውሰድ፣
ካብ ናይ ስምልጠና ቦታ ወጻኢ ኣብ ቴሌፎንን ምስ ሰባትን ልምምድ ግበር፣
ምፍላጥ ባህሊ ፈረንሳይ፣
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
fair anneኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitoroተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
pyassineተርጓሚ/ሚት
mbmlተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
natinatተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
nikolተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት