ምስ Formation citoyenneté - ምኽኣል ዝሓሸ ምርዳእ ሕብረተሰብ ፈረንሳ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምኽኣል ዝሓሸ ምርዳእ ሕብረተሰብ ፈረንሳ

ምስ ምስ Formation citoyenneté

ኣዳላዊ Association Poya ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un mois

እዚ ናይ ናይ 3 ወርሒ ስልጠና ኮርስ ምስ መብርሂ ኣብ ሓያሎ መዓልታዊ ህይወት ኣርእስታት፤

  • ምልላይ ታሪኽን ጂኦግራፊን ፈረንሳን ኤውሮጳን
  • ባህሊ ፈረንሳ፡ ምልክታት፡ ክብርታት ሪፓብሊክ፡ ዓለማውነትን ዲሞክራስን እንተይ ልዃኑ ምፍላጥ
  • ጥዕናን ሓባራዊ ክንክንን።
  • ስራሕን መንበሪ ኣባይትን ምርካብ
  • ኣገባብ ምምሕዳርን ቁጠባን
  • ጾታዊ ጥዕናን ጥዕና ኣእምሮን።
  • ህይወት ኣብ ሕብረተሰብን ሓሳብካ ናይ ምግላጽ ናጽነትን
  • ምርዳእ ማዕርነት ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን።
  • ኣፍልጦ ብዛዕባ ምግላል
  • ምርዳእ ኣብ ፈረንሳ ወላዲ ምዃን፣ እኝታይ ልዃኑ
  • ምስታፍ በዓላትን ህዝባዊ በዓላትን ኣብ ፈረንሳ።
ምፍላጡ ዘገድስ እቲ ስልጠና ብኸምዚ ዝስዕብ ይውደብ፤
- ሰኑይ ካብ ሰዓት 14 ድሕሪ ቀትሪ ክሳብ ሰዓት 17 ድሕሪ ቀትሪ፡ ኣብ ዓመት ሰለስተ ግዜ
- ኣብ ወርሒ ሓደ ቀዳም ንግሆ ካብ ሰዓት 10 ክሳብ ሰዓት 13ድሕሪ ቀትሪ
- ዕድመ ብዝምልከት ኣብ ወርሒ ሰነን ሓምለን ንመንእሰያት ትሕቲ 25 ዓመት።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምኽኣል ኣወዳድባ ቤት ትምህርትን ስርዓተ ጥዕናን
  • ምፍላጥ ተራ ወለድን ትምህርቲ ቆልዑን
  • ከምኡውን ክብርታት ሪፓብሊክ ፈረንሳ
  • መሰላትን ሓላፍነትን ኣብ ፈረንሳ ዝነብሩ ሰባት
  • ከመይ ጌርኩም መንበሪ ገዛ፡ ስራሕ ትረክብ...

  • ምፍላጥ ንገንዘባዊ ሓገዝ ብቑዕ ምዃንካን ብኸመይ ከም እተመልክትን ፍለጥ
  • ከምኡውን ኣዝዮም ኣገደስቲ ፣ ናይ ኣገልግሎት ቦታታ ኣድራሻታት ህዝባዊ ኣገልግሎታት ምፍላጥ፡ ኣዳራሽ ከተማ፡ ትካል CAF፡ ትካል መድሕን ጥዕና፡ ትካል ትራቫይል ፈረንሳ፡ ሆስፒታል፡ ማሕበራዊ ማእከል፡ ኣብያተ ትምህርቲ፡ መዋእለ ህጻናት ወዘተ...

  • ምሕታት ተመኩሮታት ምክፋል፣ ብዛዕባ መዓልታዊ ህይወት ኣርእስታት ሕቶታት ምሕታት
  • ብዛዕባ ማዕርነት ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን፡ ኣድልዎ፡ ሓሳብካ ናይ ምግላጽ ናጽነት ንምዝራብ ቃላትን መግለጺታትን ምምሃር...

ከመይ ንገብሮ?

  • ብስልኪ፡ 07 51 43 67 66
  • ብኢመይል ፡ contact@poya-asso.org
  • ኣብቲ ቦታ: 196 boulevard Macdonald, 75019 Paris.
Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 196, Boulevard Macdonald, 75019 Paris
  • 07 51 43 67 66
  • contact@poya-asso.org
Chargement de la carte...

8 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • Zarin-poyaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • rama anzouተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት

Liens utiles