Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ነጻ ዝገብረኩም

ምስ ምስ Horizons Formations

ኣዳላዊ Horizons Formations ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 місяці тому

ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርሳት ንናይ ምዝራብን ምጽሓፍን ክእለትካ ንምምሕያሽ።

እቲ ዕላማ ርእሰ ምርኮሳን ምኽኣልን እዩ፤

  • ንምኽኣል መዓልታዊ ዝሓሸ ርክብ ምግባር
  • ብሓፈሻ ንሓገዝ ምስ ናይቲ ከባቢ ህዝባዊ ኣገልግሎታትን ማሕበራትን ተወከሱ: መንበሪ ገዛ: ጥዕና: ቤት ትምህርቲ: ገንዘብ: ክንክን ህጻናት ወዘተ ...
  • መሰልኩም ፈሊጥኩም ሕብረተሰብ ፈረንሳ ተረዳድኡ ምኽኣል
  • እዚ ንምግባር ኣብ ከተማን ከባቢኣን ምዝዋር
  • ከምኡውን ምምሕዳራዊ ኣገባባት ንምፍጻም።
ምፍላጡ ዘገድስ ነዚ ንምፍላጥ ንምስታፍ ግድን፤ ክህልውኹም ዘለዎም ነገራት
- ወረቐት ናይ ስደተኛ፣ ወይ ተጠቃሚ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፣ ወይ ሃገር ዘይብሉ ሰብ ምዃን
- እዚ ምስ ዘይከውን ድማ ኣብ ፈረንሳ ን5 ዓመት ዘይመልእ መንበሪ ፍቓድ ሒዞም ክኾኑን ኣብ OFII CIR (ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን) ዝፈረሙን።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምኽኣል ንነብስኻ ምልላይ
  • ከምኡውን መሰረታዊ ቀረብ
  • ጉዳይ ጥዕና ጥዕና
  • ምስናይ ትምህርቲ
  • ክንክን ስድራ
  • ምፍላጥ ባህሊ እታ ዓዲ።

  • ተላለዩ ሓደስቲ ቃላት
  • ኣገባባት መንግስታዊ ትካላት፣ ማሕበራትን ጠቐምቲ ኣገልግሎታትን።
  • ኣብ ከባቢኻ ኣብ መጓዓዝያ ኣብ ከተማኡን ዞባኡን።
  • ኣብ መወዳእታ ማ ሕብረተሰብ ፈረንሳ ምርዳእ፡ ክብርታቱ፡ ዜጋ ምዃን...
  • እዚ ንምግባር ድማ መሰልኩምን ግቡእኩምን ምፍላጥ።

  • እዚ ማለት ማ፣ ሰነዳት ምርዳ ክትክእሉ (ቅጥዕታት፣ ፋክቱራት፣ መደባት ኣውቶቡስ ወዘተ)
  • ከምኡውን ቆጸራ ውሰድ
  • ብተወሳኺ ድማ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ምሕብሓብ: ወረቐት ስራሕ: ባንክ ካርድ ክተሳልጡ ምኽኣል ወዘተ...

ከመይ ንገብሮ?

ምፍላጡ ዘገድስ ናይዚ መደብ ናይ ስራሕ ሰዓታት
ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ፡ ካብ ሰዓት 9 ንግሆ ክሳብ ሰዓት 12 ድሕሪ ቀትሪ፡ ካብ ሰዓት 14 ድሕሪ ቀትሪ ክሳብ ሰዓት 17 ድሕሪ ቀትሪ

Lieu d'accueil

10, chemin du Larris, 91150 Étampes, France

01 60 80 91 52

i.achard@horizons91.fr

Chargement de la carte...

9 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • isabelleachardhorizonsኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • ali.abo-tahaተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት

Liens utiles