ምምሃር፣ ብትያትር ኣቢልኩም ቋንቋ ፈረንሳ
ምስ ምስ Intégr'Art
ኣዳላዊ L'Espace Temps FJT , Compagnie l'Esperlueteኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 місяці томуእዚ ናይ 5 ወርሒ ዝጸንሕ ኮርስ ብስነጥበብ ኣቢልኩም ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሃር ኣብ እዞም ዝስዕቡ መደባት፤
- ፈለማ፣ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ብዛዕ ፊደላት፡ ንባብን ምጽሓፍን።
- ምኽያድ ንጥፈታት ትያትር።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ ንምስታፍ ግድን፤
- ምህላው መረቐት ናይ ስደተኛ ወይ ተጠቃሚ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ወይ ሃገር ዘይብልኩም ምስ እትኾኑ
- ብዘይካ እዚ ወይ ድማ መንበሪ ፍቓድ ሒዞም ኣብ ፈረንሳ ን5 ዓመት ዘይመልእ ዝጸንሑ
- ኣብ OFII CIR (ውዕል ወይ ስምምዕ ውህደት ሪፓብሊካን) ዝፈረምኩም ምዃን ።
- ምህላው መረቐት ናይ ስደተኛ ወይ ተጠቃሚ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ወይ ሃገር ዘይብልኩም ምስ እትኾኑ
- ብዘይካ እዚ ወይ ድማ መንበሪ ፍቓድ ሒዞም ኣብ ፈረንሳ ን5 ዓመት ዘይመልእ ዝጸንሑ
- ኣብ OFII CIR (ውዕል ወይ ስምምዕ ውህደት ሪፓብሊካን) ዝፈረምኩም ምዃን ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
10 rue Alexandre Trauner, 50100 Cherbourg-en-Cotentin
02 33 78 19 70
formation@fjt-espacetemps.fr
Chargement de la carte...
9 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
sergefjtኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitoroተርጓሚ/ሚት
charifeh aldabaghተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት