ምርካብ ማሕበራዊ፣ ስነ-ልቦናውን ሞያውን ደገፍ ንኽህልወኩም
ምስ ምስ Programme En Lien
ኣዳላዊ Association Batik International ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 місяці томуእዚ ማሕበራዊ፣ ስነ-ኣእምሮኣውን ሞያውን ደገፍ ን፤
- ፈለማ ክንክን ጥዕና ኣእምሮኻ
- ብግቡእ ቋንቋ ፈረንሳዊ ምልምማድ ምግባር
- ምዝውታር ምስ ኣብ ከተማኹም ዘለዉ መናብርትኹም ንጥፈታት ከም እኒ (ስፖርት፡ ዑደት ወዘተ) ምክያድ
- ከምኡውን መደብ ሞያኻ ምህናጽ ምጥራይ ፣ ን ኣብነት ከም (ሓድሽ ክእለት፣ ዝተፈላለየ ሞያታት ምርካብ፣ ኣብ ሓደ ትካል ልምምድ ምግባር...)
- ኮታ ብሓፈሻ ባህሊ ፈረንሳ ንምርዳእ ኣውን ዘጠቓለለ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ጥዕና
ስራሕ
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ናይ ስነ ኣእምራዊ ሓገዝ፣
ምፍላጥ ባህሊ ፈረንሳይ፣
ምልላይ ምስ ሓደሽታት ሰባት፣
ስፖርት ምግባር
ምንጣፍ ኣብ ባህላዊ መደባት
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
en lienኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
tlbtlnተርጓሚ/ሚት
charifeh aldabaghተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት