ንምርካብ ኣፍልጦ ኣቐዲዲሙ ንዝንበረኩም ዲፕሎም (ENIC-NARIC)ኤኒክ-ናሪክ
ምጥላብ ኣብ ፈረንሳ ትምህርትቲ ዳግማይ ክትጅምር ወይ ስራሕ ንምርካብ ናይ ወጻኢ ዲፕሎማ ኣፍልጦ ክወሃበካ ግበር ENIC-NARIC ።
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 1139 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምጥላብ ኣብ ፈረንሳ ትምህርትቲ ዳግማይ ክትጅምር ወይ ስራሕ ንምርካብ ናይ ወጻኢ ዲፕሎማ ኣፍልጦ ክወሃበካ ግበር ENIC-NARIC ።
ምስራሕ ሞያ ነርስ ኣብ ፈረንሳ ከም ነርስ ክትሰርሕ ንኽትክእል ኣብ ፈረንሳ ተማሃር።
ምስራሕ ኣብ ፈረንሳ ኣላዪ ወይ ሓጋዚ ኣለይቲ ሕሙማት ንምዃን ናይ ሓደ ዓመት ስልጠና ንምውሳድ ምስ እትደልዩ
ምኽኣል ምስራከ ሓኪም ናይ ስኒ፡ ፋርማሲስትን መሕረስቲን ብምዃን ኣብ ሃገርኩም ንዘለኩም ዲፕሎም ናይ ሕክምና ፣ ብ ኸመይ ፈረንሳ ከም ዘስርሕኩም ንምፍላጥ ዘኽእል ኣፍልጦ ።
ኣብ ፈረንሳ ከም ሓኪም፡ መሕረሲት፡ ሓኪም ስኒ ወይ ፋርማሲስት ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር።
ንምስራሕ ተሓጋጋዚ ሓኪም ስኒ ንምዃን ኣብ ፈረንሳ ንምፍላጥ ምስ እትደልዩ/
ተሓጋጋዚ ፋርማሲ (DEUST) ንምዃንን ኣብ ሆስፒታል ኣብ ምስራሕ ፍሉይ ሞያ ዘለዎን ስልጠና ምውሳድ
ምኽኣልምስራሕ ናይ ላቦራቶሪ ቴክኒሻን ኣብ ፈረንሳ ዲፕሎማ፣ ናይ ላቦራቶሪ ቴክኒሻን ክትሰርሕ ከም እትኽእል ንምፍላጥ ምስ እትደልዩ።
ኣብ ፈረንሳ ብ ኸመይ ፊዚዮቴራፒስት ክትሰርሕ ከም እትመሃር ፍለጥ ዝዓለመ ስልጠና።
ብኽመይ ናብ ትምህርቲ ብምምላስ ከም በዓል ሞያ ኣመጋግባ ብምዃን ን ኽትሰርሑ ምስ እትደልዩ ፣ ዝዓለመ ስልጠና እዩ።
ከም ፔዲኪዩሪስት-ፖድያትሪስት ኮይኑ ክሰርሕ ንኽኽእል ንሰለስተ ዓመት ምምሃር የድሊ።
ምስልጣን ኣምቡላንስ ሰራሕተኛ ኣብ ፈረንሳምስልጣን ፓራሜዲክ ንምዃን ኣብ ፈረንሳ ብኸመይ ከም እትመሃሩ ፍለጡ።
ምእንቲ ከም ተሓባባሪ ክሊኒካዊ ምርምር (CRA) ወይ ቴክኒሻን ክሊኒካዊ መጽናዕቲ (TEC) ኮይኑ ምስራሕ
ንምስራሕ እቲ ሓጋዚ ሕክምናዊ ህጹጽ ሓገዝ ኣብ ውሽጢ ማእከላት ጻውዒት ሳሙ ንዝግበር ጻውዒታት ምስራሕ ንምኽኣል።
ምስልጣን ብ DU Passerelle ናብ ዩኒቨርስቲ ንምእታው ናይ ፈረንሳ ኮርስ ውሰዱ
ምርካብ እዚ ፓስፖርት ፣ ኣብ መበቆል ሃገርኩም ዝኾነ ዓይነት ዲፕሎም ናይ ትምህርቲ ወይ ናይ ሞያ እንተ ዘይብልኩም ኣብ ምርካብ ይሕግዝ (EQPR)
ምርካብ ዕድል ናይ ዩኒቨርስቲ ምድላው፡ ምርጫ ትምህርትን ዩኒቨርሲቲን፡ ኣብ ምኽፋል ሓገዝ፡
ምርካብ CROUS ገንዘባዊ ሓገዝ ምሕታት: ኣብ ማሕበራዊ መዐቀኒታት ዝተመርኮሰ ስኮላርሺፕ (BCS) ወይ ናይ ASAA ኣበል ንምቕባል ።
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ ከኣሉ።
ምእንቲ ንስኮላርሺፕ ወይ CROUS ናይ ተማሃሮ መንበሪ ከተመልክት ንኽትክእል ናይ ተማሃራይ ፋይል (DSE) ምፍጣር ክትእሉ
ምምሃር ብ ደረጃ ዲፕሎም ኣብ ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ።