ምምሕያሽ ኣብ Chalon-sur-Saône ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ክእለትኩም
ምስታፍ ትምህርቲ ፈረንሳ ብውልቂ ወይ ብጉጅለ ኣብ ዝተፈላለየ ደረጃታት። ደረጃ ገምጋምን ብሕታዊ ደገፍን። ንፈረንሳ ንምርካብ ዝግበሩ ንጥፈታት። ምድላው ወግዓዊ ዲፕሎማ A2።
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 63 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምስታፍ ትምህርቲ ፈረንሳ ብውልቂ ወይ ብጉጅለ ኣብ ዝተፈላለየ ደረጃታት። ደረጃ ገምጋምን ብሕታዊ ደገፍን። ንፈረንሳ ንምርካብ ዝግበሩ ንጥፈታት። ምድላው ወግዓዊ ዲፕሎማ A2።
ምኽኣል ምስታፍ ኣብ ዓውደ መጽናዕትን ማሕበራውን ምትሕግጋዝን ንጥፈታትን 15 መንእሰያት ፈረንሳውያንን ወጻእተኛታትን ዝሓዘ መደብ ደገፍ ሲቪክ ኣገልግሎት...
ምርካብ ስነ ኣእምሮኣዊ ፍወሳ ማሕበር ሊምቦ Limbo ብስነ-ጥበባዊ ፍወሳ፡ ናይ ምጽዋር ርሕቀትን ዓውደ-መጽናዕትን ኣቢሉ፡ ንዝተሰደዱ ሰባት ህይወቶም ዳግማይ ክሃንጹ፡ ሓደስቲ ሰባት ክራኸቡን ዝሓሸ መጻኢ ክህልዎምን ይሕግዞም።
ምስታፍ ትምህርቲ ፈረንሳ (ፊደላት፡ ንባብ፡ ጽሑፍ፡ ርክብ)፡ ምድላው DELF፡ ባህላዊ ንጥፈታት ዝኣመሰሉ
ደቂ ኣንስትዮ ንኽዘናግዓ፡ ፈረንሳ ንኽለማመዳ፡ ባህለን ንኽካፈላን ርእሰ ተኣማንነተን ንኽመልሳን ዝግበር ምትእኽኻብ፡ ንጥፈታትን ምውጻእን እዩ።
ምምሃር ትምህርቲ ምስታፍ ትምህርቲ ፈረንሳ ምስ ወለንተኛታት ንቤት ትምህርቲ ዝተማህሩ ወይ ቅድሚ ሕጂ ትምህርቲ ዘይብሎም ሰባት፡ ካብ ጥቅምቲ ክሳብ ሰነ ኣብ ሰሙን ሰለስተ ምሸት ኣብ መበል 13 ዞባ ፓሪስ።
ምኽኣል ንሰለስተ ሰዓታት ዝጸንሕ ሰሙናዊ ዓውደ መጽናዕቲ ፈረንሳ ንኣዘራርባ ፈረንሳ ንምምሕያሽ።
ምርካብ ኣብ Île-de-France ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብ፡ ምስ ኣስራሕቲ ንምርኻብ፡ ሓደስቲ ግዝኣታት ንምርካብ ዝዓለመ ናይ 6 ኣዋርሕ መደብ...
ምክንኻን ኣእምሮኻ ንምሕብሓብን ጽቡቕ ስምዒት ንምስምዓካን ብጉጅለ ዝግበር ንጥፈታት (ስነ-ጥበብ፡ ስፖርት፡ ዘተ፡ ሞያዊ ፕሮጀክትታት ወዘተ)። ኣብ ዞባታት Île-de-Franceን Ardèche
ምዝንጋዕ ኣብ ዞባ ትረጎር Trégor መአከቢ ቦታ: ዓውደ መጽናዕትታት፡ ንጥፈታትን ማሕበረሰባዊ ፕሮጀክትታትን ምስ ሰባት ንምርኻብን
ምኻኣል ብትያትር ኣቢልካ ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሕያሽ፡ ንዲፕሎማ ፈረንሳ ንምድላውን ንምሕላፍን፡ ከምኡ’ውን ሞያዊ ውህደትኩም ንምምችቻው ዝሕግዙ ዓውደ መጽናዕትታት።
ደገፍ ሞያዊ ውህደት፣ ጉጅለን ውልቃውን ዓውደ መጽናዕትታት ንምምችቻው ናብ ስራሕ ዝግበር
ምእንቲ ምድግጋፍ ኣብ ስደት ዝርከባ ደቂ ኣንስትዮ ክመሃራ፣ ክካፈላን ሞያዊ ፕሮጀክት ክሃንጻን ምድጋፍ
ምምሃር ናይ ትያትር፣ ብ ቋንቋ ፈረንሳ ኣቢልኩም ብኣድማዒ መንገዲ ንምምሃር ትያትር ምጥቃም: ፊደላት: ምንባብ: ምጽሓፍ: ምዝራብ
ምኽኣል ምስታፍ ምእንቲ ምኽርን ንጥፈታትን ኣብ ጥዕና ኣእምሮ፡ ውጥን ሞያ፡ ስራሕ፡ ባህልን ማሕበራዊ ህይወትን።
ምኽኣል መዓልታዊ ህይወት ብቕልጡፍ ንኽስጉም፡ ቋንቋ ፈረንሳ ንኽረክብን ናጻ ንኽኸውንን ትምህርቲ
ምርካብ ናጻ ንምዃንዝሕግዙ ስጉምትታትን መሓውራትን ብዝበለጸ ንምርዳእ ናይ ጉጅለ ዓውደ መጽናዕትታት
ምርካብ ውልቃዊ ደገፍ ንዝኾነ ሰብ ኣብ ማሕበራውን ሞያውን ውህደት፣ ኮርሳት ቋንቋ ፈረንሳ
ምኽኣል 2 ክፍለ ግዜታት ምኒዩ ንምፍጣርን ካብ መላእ ዓለም ዝመጹ ምግቢ ንምብሳልን፡ ቃላት ምብሳል ንምምሃር
ምኽኣል ኮርሳት ፈረንሳ፡ ናይ ዕላል ዓውደ መጽናዕቲ፡ ሞያዊ ስነ-ቓላት፡ ባህላዊ ምውጻእ፡ ምድላው DELF
ምስታፍ ኣብ ፈስቲቫል ፊልም ሉሚየር ተሳተፉ፣ ናብ ቤተ መዘክር ምብጻሕ፣ ወለንተኛታት፣ ምስ ህዝቢ ሊዮን ተራኸቡ።
ናይ ጉጅለ ዓውደ መጽናዕትታት ምስ ትምህርቲ ፈረንሳ፡ ሲቪ፡ ናይ ሞክ ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፡ ናይ ትካላት ምብጻሕ
ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ፣ ናጻ ንምዃ፡ ስራሕ ንምርካብ፡ ባህሊ ንምርዳእ...ዘኽእለኩም
ምርካብ ኣብ ሞያውን ማሕበራውን ውህደትኩም ንኽትዕወቱ ዝሕግዘኩም ውልቃውን ጉጅለኣውን ደገፍ ዝኸውን
ንምስታፍ ኣብ ወለንታዊ ኣገልግሎትንዝነበረኩምሓድሽ ናይ ስራሕ ተመኩሮታት ብጥራይን ትክእሉ
ምፍጻም ኣብ ጥቃ መንበሪኹም ወለንታዊ ስራሕ ወይ ካብ ርሑቕ ብምዃን ምፍጻም
ብመንገዲ ማንዛኣዊ ወይ ቪርቹወል ብራሕቂ ዑደትን ቤት መዘክር ምግባር ፤
ምእንቲ ዳህሳስ ምግባር ኣብ ስነ-ጥበብ ናይ ስነ-ጽሑፍ ቋንቋ ፈረንሳ ክትገብሩ
ማሕበር Benenova ኣብ ከተማታት Paris, Lille, Nantes et Rennes (ኣብ ከተማታት ፓሪስ፣ ሊል ፣ ናንቴ ረንን) ወልንታዊ ስራሕ ስራሕ ዕድል ትኸፍት::
ምስ ደቂ ሰባት ሌላ ምርኻብን ቋንቋ ፈረንሳ ምግባር ምድህሳስን
ን መንእሰያት ኣብ ቤት ትምህርቲ ካልኣይ ደረጃ ናይ ባህሊ ምምሃር