ምምሕያሽ ንስራሕ ዝጠቕም ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ
ምስ ምስ Parcours linguistique vers les métiers de la réduction des déchets
ኣዳላዊ Joli Monde Formation ኣቐድዲሙ ዝነበረ 22 дні томуእዚ ናይ 4 ወርሒ ሞያዊ ስልጠና ኮርስ ን ኣብዞም ዝስዕቡ ነገራት ዘገልግል፤
- ንምምሕያሽ ናይ ምዝራብን ጽሑፍን ፈረንሳኻ
- ምምዝጋብ ን DCL FP ወይ DELF ምድላዋትን ኣብ
- ምእንቲ ምህጻሕ ብዘረባ ደረጃ A2 ወይ B1 ብጽሑፍ ድማ ካብ A1 ክሳብ B1
- ምርካብ ኣብ ምጉዳል ብኽነት ዝርከቡ ስራሓት
- ምእንቲ ፕሮጀክት ህይወትብምህናጽ ኣብ ሞያዊ ውህደትኩም ክትዕወቱ።
ምፍላጡ ዘገድስ እቲ ስልጠና ካብ 2 መጋቢት ክሳብ 3 ሓምለ 2026 ይካየድ ።
ትምህርቲ ሰኑይ፡ ሰሉስ፡ ሓሙስን ዓርብን፡ ካብ ሰዓት 9፡45 ንግሆ ክሳብ ሰዓት 12፡45 ድሕሪ ቀትሪእዩ ይካየድ። ቅድሚ ትምህርቲ ምጅማርኩም ናይ ምምዳብ ፈተና (ኣፋውን ብጽሑፍን) ክትወስዱ ከምዘድልየኩም ምዃኑ ኣስተውዕሉ።
ትምህርቲ ሰኑይ፡ ሰሉስ፡ ሓሙስን ዓርብን፡ ካብ ሰዓት 9፡45 ንግሆ ክሳብ ሰዓት 12፡45 ድሕሪ ቀትሪእዩ ይካየድ። ቅድሚ ትምህርቲ ምጅማርኩም ናይ ምምዳብ ፈተና (ኣፋውን ብጽሑፍን) ክትወስዱ ከምዘድልየኩም ምዃኑ ኣስተውዕሉ።
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ ንምስታፍ ግድን፤
-ኣብዚ መደብ ዝሳተፍ ሰብ እንተወሓደ ዕድመ ምህላው 16 ዓመት ክኸውን
- ምህላው ደረጃ ኣብ ምዝራብ A2 ደረጃ ኣብ ጽሑፍ ድማ A1.1
- ወረቐት ናይ ኣህጉራዊ ሓለዋ ክህልዎ: ስደተኛ: ንኡስ ሓለዋ: ሃገር ኣልባ ሰብ
- ወይ ድማ ኣብ ፈረንሳ ን5 ዓመት ዘይመልእ መንበሪ ፍቓድ ሒዞም ዝጸንሑን ኣብ OFII CIR ( contrat d'intégration républicaine) ዝፈረሙን እዮም።
- ወይ ስራሕ ደሊኻ ኣብ ፓሪስ ክትነብር
- ወይ ተጠቃሚ RSA (revenu de solidarité active) ክኸውንን ኣብ Seine-Saint-Denis ዝነብርን እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
219, Boulevard Macdonald, 75019 Paris, France
06 19 43 20 03
formation.jolimonde@gmail.com
Chargement de la carte...
ፈረንሳይ
ስራሕ
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ወግዓዊ ዲፕሎማ አርክብ ፈተና ንምሕላፍ
10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
jolimondeformationኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitoroተርጓሚ/ሚት
abdu86ተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
hugo stéphanተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት