ምኽኣል ምምሃር ብ ቋንቋ ፈረንሳ ምንባብን ምጽሓፍን ምጥፋእ መሃይምነት
ምስ ምስ Cours d'alphabétisation
ኣዳላዊ Association Poya ኣቐድዲሙ ዝነበረ 20 днів томуእዚ = ን5 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምምሕያሽን ምስ ሕብረተሰብ ፈረንሳ ንምውህሃድን፡ ንኣብነት ይኸውን ፤
- እዚ ማለት ትምህርቲ ፈረንሳ፡ ሓሙስን ዓርብን ካብ ሰዓት 2 ድሕሪ ቀትሪ ክሳብ ሰዓት 4 ድሕሪ ቀትሪ ምስታፍ
- ከምኡውን ስነ-ጥበባውን ባህላውን ንጥፈታት ምስታፍ ።
ምፍላጡ ዘገድስ ኣብዞም ኮርሳት ንምስታፍ ግድን ክማልኡ ካብ ዘለዎ ነገራት ፤
- ምስ OFII CIR ድሕሪ ምፍራምኩም
- ወይ ኣህጉራዊ ሓለዋ ዘለዎም (ናይ ስደተኛ ደረጃ፣ ተጠቃሚ ንኡስ ሓለዋ) ዘለዎምን ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሑ ትሕቲ 5 ዓመት ዝገበሩን ምዃን ።
እዚ ስልጠና እዚ ነቶም ኣብ መበቆል ሃገሮም ናብ ቤት ትምህርቲ ዘይከዱ ወይ ብዙሕ ዓመታት ዘይጸንሑ ሰባት ዝጥዕም ኮይኑ ዝተደለወ እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- 196, Boulevard Macdonald, 75019 Paris
- 07 51 43 67 66
- contact@poya-asso.org
Chargement de la carte...
9 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
Zarin-poyaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
rama anzouተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
irkakochተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት