ምርካብ ንሞያዊ ውህደት ሓደ ሰብ ደገፍ ዝኸውን ስልጣን
ምስ ምስ CODAFEES
ኣዳላዊ Grdr - Migrations - Citoyenneté - Solidarités ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 місяці томуኣብ ቋንቋ ፈረን ኣብ ስደት ንዝጸንሕ ትሕቲ 5 ዓመት ዝጸንሓ ደቂ ኣንስትዮ ብውልቃውን ጉጅላውን ደገፍ፡ ን ኣብ እዚ ዝስዕቡ:
- ምህናጽ ሞያዊ ፕሮጀክት
- ምድላው ንማሕበራውን ሞያውን ውህደት ብዝበለጸ
- ምርካብ ምምሕዳራዊ ኣሰራርሓታት ምዝዛምን መሰልኩም
- ምፍላጥ ብዛዕባ ዓለም ስራሕ ፈረንሳ ዝያዳ
- ምክፋልን ርእሰ ተኣማንነት ምፍጣርን ምስ ካልኦት ስራሕ ዝደልያ ደቂ ኣንስትዮ ተመኩሮታት ።
ንምስታፍ ግድን ክህሉ ዘለዎ፤
- ፈለማ ጓል ኣንስተይቲ ምዃን
- ምዃን ተጠቃሚ ኣህጉራዊ ሓለዋ
ወይ ድማ ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሑ ትሕቲ 5 ዓመት ዝኾኑን ኣብ OFII CIR ( contrat d'intégration républicaine ) ዝፈረሙን እዮም።
- እንተደኣብ dispositif AGIR. ዘይትድገፉ ኮይንኩም
- ፈለማ ጓል ኣንስተይቲ ምዃን
- ምዃን ተጠቃሚ ኣህጉራዊ ሓለዋ
ወይ ድማ ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሑ ትሕቲ 5 ዓመት ዝኾኑን ኣብ OFII CIR ( contrat d'intégration républicaine ) ዝፈረሙን እዮም።
- እንተደኣብ dispositif AGIR. ዘይትድገፉ ኮይንኩም
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
4, rue du Grand Feu, 76100 Rouen, France
02 79 91 74 11
suzanne.lebarbier@grdr.org
Chargement de la carte...
ስራሕ
ቤት ጽሕፈታት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ስራሕ ምርካብ፣
ምስላጥ ጉዳያት ቤተሰበይ ጉዳይ መርዓ ውላድ ወዘተ፣
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
ገዛ ኣብ ምርካብ ዝግበር ኣሰራርሓ፣
ምንጣፍ ኣብ ባህላዊ መደባት
ምልላይ ምስ ሓደሽታት ሰባት፣
9 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
suzanne_grdrኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameተርጓሚ/ሚት
ali.abo-tahaተርጓሚ/ሚት
gitoroተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት