ምርካብ ፈረንሳዊ ቋንቋ ብትያትር ኣመሓይሽ
ምስ ምስ Je bouge, tu danses, nous parlons
ኣዳላዊ Joli Monde Formation ኣቐድዲሙ ዝነበረ 18 днів томуናብ ፈረንሳ ብምምጻእ ተማሃሩ ብትያትር፣ ተዋስኦን ምንቅስቓስን ዝተፈላለዩ ሞያታት ርኸቡ!
ኣብ ምሉእ ዓመት ኣብ ሰሙን ን4 ሰዓታት ዝጸንሕ ዓውደ መጽናዕቲ ን፤
- ምምኽኣል ናይ ምዝራብን ጽሑፍን ፈረንሳ ኣመሓይሽ
- ኣብ ስነ-ጥበብ ምርኢት ዝርከቡ ቴክኒካዊ ሞያታት ምርካብ
- ምድላው ተዋስኦ
- ን DCL FP ወይ DELF ምድላዋትን ምምዝጋብን ምግባር
- ፕሮጀክኹም ህይወትኹም ሃኒጽኩም ኣብ ሞያዊ ውህደትኩም ክትዕወት ምኽኣል ።
እቲ ዓውደ መጽናዕቲ ካብ ጥቅምቲ ክሳብ ሰነ ፣ ሰሉስን ሓሙስን ካብ ሰዓት14 ድሕሪ ቀትሪ ክሳብ ሰዓት 16 ድሕሪ ቀትሪ ይካየድ ። ቅድሚ እቲ ኮርስ ምጅማርኩም ናይ ምምዳብ ፈተና (ኣፋውን ብጽሑፍን) ክትወስዱ ከምዘድልየኩም ኣስተውዕሉ።
ንምስታፍ ግድን፤
- እንተወሓደ ዕድሚኡ 16 ዓመት ምዃን
- ንዝተዛረበ ፈረንሳዊ ደረጃ A1 ዘድሊ፤ ንጽሑፍ ፈረንሳ ፍሉይ ደረጃ ኣየድልን።
- ኣህጉራዊ ሓለዋ ክህልዎ: ስደተኛ: ንኡስ ሓለዋ: ሃገር ዘይብሉ ሰብ
- ወይ ድማ ኣብ ፈረንሳ ን5 ዓመት ዘይመልእ መንበሪ ፍቓድ ሒዞም ዝጸንሑን ኣብ OFII CIR (contrat d'intégration républicaine) ዝፈረሙን እዮም።
- ወይ ስራሕ ደሊኹም ኣብ ፓሪስ ክትነብሩ ምዃን
- ወይ ተጠቃሚ ናይ መስርሕ RSA ( revenu de solidarité active ) ክኸውንን ኣብ Seine-Saint-Denis ዝነብርን እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
219, Boulevard Macdonald, 75019 Paris, France
06 19 43 20 03
formation.jolimonde@gmail.com
Chargement de la carte...
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ስራሕ
ስልጠናታት ውሰድ፣
ካብ ናይ ስምልጠና ቦታ ወጻኢ ኣብ ቴሌፎንን ምስ ሰባትን ልምምድ ግበር፣
ወግዓዊ ዲፕሎማ አርክብ ፈተና ንምሕላፍ
ምንጣፍ ኣብ ባህላዊ መደባት
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
9 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
jolimondeformationኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitoroተርጓሚ/ሚት
abdu86ተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት