ምስ Refugee Food - ምስታፍ ኣብ ፈስቲቫል መግቢ ናይ ስደተኛታት - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምስታፍ ኣብ ፈስቲቫል መግቢ ናይ ስደተኛታት

ምስ ምስ Refugee Food

ኣዳላዊ Refugee Food ኣቐድዲሙ ዝነበረ 19 днів тому

ኣብዚ መደብ ንሓያሎ ሰሙናት ፡ ኣሰልጠንቲ ስደተኛታት ምስ ናይቲ ከባቢ ሼፋትን ትካላትን ብምትሕብባር መግቢ፡ ዓውደ መጽናዕትን ኣኼባታትን የቕርቡ።

እቲ ዕላማ ነበርቲ፡ ሰብ ሞያ ቤት መግቢን ስደተኛታትን ኣብ ዙርያ መግቢ ክራኸቡ እዩ።

እቲ ፈስቲቫል ኣብ ሓያሎ ከተማታት ፈረንሳ ዝዳሎ እዩ፤

  • ናንተስ Nantes
  • ረነስ Rennes
  • ሊል Lille
  • ናንተ Nice
  • ዲጆን Dijon
  • ሩዋን Rouen
  • ፓሪስ Paris
  • ቶውር Tours
  • ማርሴ Marseille
  • ቱሉዝ Toulouse
  • ሊዮን Lyon
  • ቦርዶ Bordeaux

ብዘይካ እዚ ኣብ ካልኦት መሻርኽቲ ከተማታት እውንከምዘኢኦም ዝኣመሰሉ ተግባራት ፍጻመታትን የአንግድ ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምድላው ኣብ ቤት መግቢ ፍሉይ መግቢ
  • ናይ ምኽሻን ዓውደ መጽናዕቲ
  • ኣብ ቀጽሪ ካንሸሎታት፡ ሳልሳይ ቦታታት፡ ቤተ-መጻሕፍቲ ወይ ኣብያተ ትምህርቲ ምግቢ ምብሳል ዝካየዱ ፍጻመታት።
ምፍላጡ ዘገድስ ናይ ስራሕ tiers-lieu፡ ስልጠና ወይ ኣኼባ ዝካየደሉ ቦታ እዩ።
እቲ ፍጻመታት ከከም ከተማታት ይፈላለ እዩ።

  • ምድህሳስ ካብ መላእ ዓለም ዝመጹ ኣሰራርሓ መግብታትን መግብታትን ምጥዓም
  • ምልላይ ምስ ስደተኛታት ኣሰልጠንቲ ምግቢ ምርኻብ ምእንቲ ክትኽእሉ
  • ምስ ሰብ ሞያ ምግቢን ቤት መግብን ምዝርራብ፣ ምስ ነበርቲ እቲ ከባቢ...

እንተደኣ ኣብ ገለ ካብ እዚ ንጥፈታት ክትሳተፉ ደሊኹም ፣ ገለ ንጥፈታት ብነጻ እዩ። ኣብ ካልኦት ንምስታፍ፡ መግቢ ክትሕዝ ወይ ክትገዝኡ ኣለኩም ።

ከመይ ንገብሮ?

ንዝያዳ ሓበሬታ ዕለታት፡ ሰዓታትን ግብራዊ ሓበሬታን ንምርካብ programme ከተማኹም ክትውከሱ ትኽእሉ ኢኹም ።

9 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • nenehኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • Israa25ተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles