ምስ MJC Palente - ምክያድ ንጥፈታትን ምብጻሕን ኣብ ቤሳንሶን Besançon። - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምክያድ ንጥፈታትን ምብጻሕን ኣብ ቤሳንሶን Besançon።

ምስ ምስ MJC Palente

ኣዳላዊ MJC Palente ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un mois

ምክያድ ኣብ ከተማ ቤሳንሶንን ከባቢኣን ዝካየድ ባህላዊ፡ ስፖርታውን ስነ-ጥበባውን ንጥፈታት።

እቲ ንጥፈታት ንህጻናት፡ ንዓበይትን ስድራቤታትን ክፉት እዩ ምኳኑ ክንነግር ንፈቱ።

ምፍላጡ ዘገድስ ኣብ ምሉእ ዓመት ንጥፈታት ይቐርብ። ናይ ኣባልነት ክፍሊት ናብ MJC (ማእከል መንእሰያትን ባህልን) ክትከፍሉ እንክለኹም ኣለካ ድሕሪኡ ኣየኖት ከም እትሳተፍ ምምራጽ።ኣብ ኩሉ ንጥፈታት ምስታፍ ግዴታ ኣይኮነን።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምእንቲ ኣብ ትያትራት፡ ቤተ መዘክር፡ ሓወልትታት ርኸቡ ምርካብ።
  • ከምኡውን እተን ማሕበራት ኣበይ ከምዘለዋ ምፍላጥ ምኻኣል ።

  • ምስታፍ ስፖርት ፈትኑ
  • ምውፋር ኣብ ማንዋልን ፈጠራውን ንጥፈታት ምውፋር
  • ከምኡውን ኣብ ፕሮጀክትታት ምክፋል ምእንቲ ክትክእሉ።

  • ምኽኣል ምስ ዝተፈላለየ ዕድመን ብሄርን ዘለዎም ሰባት ንምዝርራብ
  • ከምኡውን ባህላዊ ልምድታት ምክፋል።

ከመይ ንገብሮ?

Passer la carte

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

9 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • Fannie MJC Palenteተርጓሚ/ሚት
  • лараተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • rama anzouተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles