ምርካብ ስራሕ ወይ ስልጠና
ምስ ምስ Projet En Route!
ኣዳላዊ MADERA , l'École des Cuistots Migrateurs, La Cravate Solidaire, Yoga and Sport with Refugeesኣቐድዲሙ ዝነበረ 13 днів томуኣብ እዞም ኣብ ዞባ Île-de-France ን 6 ኣዋርሕ ዝጸንሕ መደብ ደገፍ ን ኣብ እዞም ዝስዕቡ መርሓታት ፤
- ምህናጽ ሞያዊ ፕሮጀክትኹም
- ምርካብ ስራሕ ወይ ስልጠና
- ሓደስቲ ጽላታት ንጥፈታት ምርካብ: መመገቢ: BTP...
ምህላው እቲ ዕላማ፡ ኣብ መወዳእታ ናይቲ መስርሕ ደገፍ፡ ምስ ኩነታትካ ዝሰማማዕ ስራሕ ምርካብ እዩ።
ንምስታፍ ግድን፤
-ምዃን ልዕሊ 18 ዓመት
- ምዃን ስራሕ ክትደሊ ክትከውን
- እንትደኣ ኣብ ፈረንሳ ትራቫይል ወይ ኣብ ሚሽን ሎካል ዘይተመዝገቡ ምዃን
- ተጠቃሚ ኣህጉራዊ ሓለዋ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ ክኸውን
- ወይ ድማ መንበሪ ፍቓድ ሒዞም ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሑ ትሕቲ 5 ዓመት ዝኾኑ
- ወይ ሓታቲ ዑቕባ ክኸውንን እንተወሓደ ን6 ኣዋርሕ ኣብ ፈረንሳ ዝነብሩን እዮም።
-ምዃን ልዕሊ 18 ዓመት
- ምዃን ስራሕ ክትደሊ ክትከውን
- እንትደኣ ኣብ ፈረንሳ ትራቫይል ወይ ኣብ ሚሽን ሎካል ዘይተመዝገቡ ምዃን
- ተጠቃሚ ኣህጉራዊ ሓለዋ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ ክኸውን
- ወይ ድማ መንበሪ ፍቓድ ሒዞም ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሑ ትሕቲ 5 ዓመት ዝኾኑ
- ወይ ሓታቲ ዑቕባ ክኸውንን እንተወሓደ ን6 ኣዋርሕ ኣብ ፈረንሳ ዝነብሩን እዮም።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Rue Henri Ribière, 75019 Paris, France
Rue Voltaire, Quartier Sainte-Marguerite, 75011 Paris, France
29, Boulevard Bourdon, 75004 Paris, France
Chargement de la carte...
ስራሕ
ምምሕዳር
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ምንጣፍ ኣብ ባህላዊ መደባት
ምልላይ ምስ ሓደሽታት ሰባት፣
ስፖርት ምግባር
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ስራሕ ምርካብ፣
9 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
maderaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
rama anzouተርጓሚ/ሚት
gitoroተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
mbmlተርጓሚ/ሚት
timsayተርጓሚ/ሚት
mamተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት