ምድህሳስ ህይወት ፈረንሳ ።
ምፍላጥ ኣብ ወርሓዊ ዓውደ መጽናዕትታት ኣብ ረይምስ ብምስታፍ ንህይወት ፈረንሳ ብምውጻእ፡ ኣኼባታትን ብዛዕባ መሰላትን ሓላፍነትን ምፍላጥን። ከተማን ዲጂታላዊ ቴክኖሎጅን።
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 82 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምፍላጥ ኣብ ወርሓዊ ዓውደ መጽናዕትታት ኣብ ረይምስ ብምስታፍ ንህይወት ፈረንሳ ብምውጻእ፡ ኣኼባታትን ብዛዕባ መሰላትን ሓላፍነትን ምፍላጥን። ከተማን ዲጂታላዊ ቴክኖሎጅን።
ምርካብ ስነ ኣእምሮኣዊ ፍወሳ ማሕበር ሊምቦ Limbo ብስነ-ጥበባዊ ፍወሳ፡ ናይ ምጽዋር ርሕቀትን ዓውደ-መጽናዕትን ኣቢሉ፡ ንዝተሰደዱ ሰባት ህይወቶም ዳግማይ ክሃንጹ፡ ሓደስቲ ሰባት ክራኸቡን ዝሓሸ መጻኢ ክህልዎምን ይሕግዞም።
ምዃን ወለንተኛ ን16 ዓመትን ልዕሊኡን ዝዕድሚኦም ሰባት ናይ ወለንተኛታት ዕድላት ንምርካብ ዝሕግዝ መርበብ ሓበሬታ፡ ኣብ ከም ተፈጥሮ፡ ምትሕግጋዝ፡ ስፖርትን ባህልን ዝኣመሰሉ ቴማታት ዘተኮረ ኮይኑ፡ ንኻልኦት ንምሕጋዝን ጠቓሚ ኮይኑ ክስምዖምን እዩ።
ደቂ ኣንስትዮ ንኽዘናግዓ፡ ፈረንሳ ንኽለማመዳ፡ ባህለን ንኽካፈላን ርእሰ ተኣማንነተን ንኽመልሳን ዝግበር ምትእኽኻብ፡ ንጥፈታትን ምውጻእን እዩ።
ምምኽኣል ምድህሳስ ንምፍላጥ፡ ምስ ካልኦት ሰባት ንምርኻብ፡ ባህልኻ ንምክፋል፡ ጽቡቕ ግዜ ንምሕላፍ፡ ብዛዕባ ካልኦት ባህልታት ንምፍላጥ ዝዓለመ ዓውደ መጽናዕቲ...
ምክንኻን ኣእምሮኻ ንምሕብሓብን ጽቡቕ ስምዒት ንምስምዓካን ብጉጅለ ዝግበር ንጥፈታት (ስነ-ጥበብ፡ ስፖርት፡ ዘተ፡ ሞያዊ ፕሮጀክትታት ወዘተ)። ኣብ ዞባታት Île-de-Franceን Ardèche
ምዝንጋዕ ኣብ ዞባ ትረጎር Trégor መአከቢ ቦታ: ዓውደ መጽናዕትታት፡ ንጥፈታትን ማሕበረሰባዊ ፕሮጀክትታትን ምስ ሰባት ንምርኻብን
ምኽኣል ምስታፍ ምእንቲ ምኽርን ንጥፈታትን ኣብ ጥዕና ኣእምሮ፡ ውጥን ሞያ፡ ስራሕ፡ ባህልን ማሕበራዊ ህይወትን።
ምርካብ ናጻ ንምዃንዝሕግዙ ስጉምትታትን መሓውራትን ብዝበለጸ ንምርዳእ ናይ ጉጅለ ዓውደ መጽናዕትታት
ምኽኣል 2 ክፍለ ግዜታት ምኒዩ ንምፍጣርን ካብ መላእ ዓለም ዝመጹ ምግቢ ንምብሳልን፡ ቃላት ምብሳል ንምምሃር
ምስታፍ ኣብ ፈስቲቫል ፊልም ሉሚየር ተሳተፉ፣ ናብ ቤተ መዘክር ምብጻሕ፣ ወለንተኛታት፣ ምስ ህዝቢ ሊዮን ተራኸቡ።
ምርካብ ብ ነጻ ኣብ መንጎ ባህልታት ዝካየድ ማሕበራዊ ካፈ፡ ንኽትዛነዩ፡ ቡን ክትሰትዩ፡ ንኽትዕልሉ ምኽኣል
ምኽኣል ከተማኹም ባህላን ንምርካብ ምስ ምሕዝነታዊ ሰባት ዝግበር ንጥፈታትን ኣኼባታትን ምግባር
ምኽኣል ልዕሊ 580 ማእከላት ስፖርትን ጥዕናን ስፔሻሊስት ምኽሪ ንምርካብን ዝጥም ስፖርት ንምርካብን ምእንቲ ክትክእሉ።
ምርካብ ሓበሬታ ኣብ ዋትስኣፕ ሓበሬታ ምክፋል፡ ስራሕ፡ ኮርሳት ፈረንሳ፡ ባህላዊ ንጥፈታት፡ ስፖርት፡ ምጉዳል ዋጋ ወዘተ ዝኣመሰሉ መኻሰባት ምርኣይ
ምዝንጋዕ ኣብ ጽቡቕ ሃዋህው ክትዛነን ክትዘናጋዕን ብዘይ ውድድር ኣካላዊ ምንቅስቓስ ምግባር
ምስታፍ ምኽኣል ኣኣብ ኣኼባታት፡ ስፖርታውን ባህላውን ንጥፈታት፡ ፍጻመታት፡ መንበሪ፡ ወለንታዊ ስራሕ
ምስታፍ ንደገ ክትወጽእ፡ ንጥፈታት ክትረክብን ፈረንሳ ክትመሃርን ምስ ካልኦት ደቂ ኣንስትዮ ተራኸብ
ንምልላይ መስ ከተማ ኣብ መንጎ ባህልታት ዝግበር ሽርክነት ምህናጽ
ምርካብ ሓገዝ፣ ንጥፈታትን ምኽርን ንህጻናትን መንእሰያትን ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም ካብ ወለንተኛ
ምእንቲ ምሉእ ሰሙን ንጥፈታት! ጂምናዝየም፡ ኩዕሶ እግሪ፡ ክሪኬት፡ ኩዕሶ ሰኪዔት፡ ባድሚንተን፡ ብሽክለታ፡ ምሕንባስ...ወዘተ ክትገብሩ
ብሳላ እቲ መደብ ንሓወልቲታትን ታሪኻዊ ቅርስታትን ፓሪስ ብራሕቂ ዝግበር ምብጻሕ ወይ ዙረት ናይ ዓይኒ ብጽሕዎም ፣
ምምሃር ቋንቋ ምስ Vivre en France A1 ወይ A2ወይ B1 ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ምስ - Vivre en France - ደረጃ A1 ወይ A2 ወይ B1
ምውሳድ ኮርስ ናይ ኢንተርነት ብምጥቓም ፣ቋንቋ ፈረንሳ ደረጃ ብቕዓትኩም ንምምዕባል ብዝተፈላለየ ኣፕሊኬሽን ብምሕጋዝ ኮርስ ምውሳድ።
20 heures de cours de français par semaine et des activités à l’Université Jean Monnet à Saint-Etienne
ምስ ፈረንሳን ባህልን ምምሃር ጀምር፣ ሰፈርን ምስቲ ከባቢ ምፍላጥን፣ ናጽነት ምርካብ