ምስታፍ ኣብ ስፖርታዊ ምንቅስቓስ፣ ኣብ ጥዕና ምእንቲ ምርካብ
ምስ ምስ Les Maisons sport-santé
ኣዳላዊ Ministère des sports, de la jeunesse et de la vie associative ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 7 moisምእንቲ ሰብ ሞያ ስፖርትን ጥዕናን ዘለዎ ኣቀባብላ ኣጋይሽ ምርኻብ ፤
- ምስማዕን ምስ ድሌታትኩም ዝተመጣጠን መፍትሒታት ምርካብን
- እዚ ብናብ በዓል ሞያ ስፖርትን ጥዕናን ብኣፍልጦ ምዝውታር
- ናይ ኣካላዊ ዓቕምኹም ምግምጋምን ብከመይ ጌርኩም ከም እተመሓይሽዎ ምኽርን እዩ።
- ምስ ሓደ ናት ትካል ምትእስሳር፣ ናይ ስፖርት ስራሕ፣ ምስ ድሌታትኩም ዝሰማማዕ ኣካላዊ ምንቅስቓስ ዘቕርብ፣ ኣብ ጥቓኹም (ማሕበር ስፖርት፣ ሞያዊ)
ንምፍላጡ ዘገድስ እተን ማእከላት ስፖርትን ጥዕናን ድሌታትኩም ፍጹም ዘማልእ እንተኾይኑ፤
- ኣካላዊ ምንቅስቓስ ካብ ዘይገበርኩም ነዊሕ ግዜ ኮይኑ ናብኡ ንምምላስ ሓገዝ የድልየኩም
- ምሳኹም ዝሰማማዕ ስፖርታዊ ንጥፈት ትደሊ ኣለኩም (ሕማም ሽኮር፡ ጸገም ልቢ፡ ስብሒ ወዘተ)
- ኣካላዊ ምንቅስቓስ ዝእዝዝ ሕክምናዊ ትእዛዝ ኣለካኩም
- ጥዕናኹም ክትሕሉ ስፖርታዊ ንጥፈት ክትገብር የድሊ እዩ።
- ኣካላዊ ምንቅስቓስ ካብ ዘይገበርኩም ነዊሕ ግዜ ኮይኑ ናብኡ ንምምላስ ሓገዝ የድልየኩም
- ምሳኹም ዝሰማማዕ ስፖርታዊ ንጥፈት ትደሊ ኣለኩም (ሕማም ሽኮር፡ ጸገም ልቢ፡ ስብሒ ወዘተ)
- ኣካላዊ ምንቅስቓስ ዝእዝዝ ሕክምናዊ ትእዛዝ ኣለካኩም
- ጥዕናኹም ክትሕሉ ስፖርታዊ ንጥፈት ክትገብር የድሊ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia m
a mugnier
nour alhindiተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት