Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርኻብ ኣብ ላ ቻሪተ-ሱር-ሎየር La Charité-sur-Loire ምስ ሰባት

ምስ ምስ Collectif d'Entraide Solidaire

ኣዳላዊ Collectif d'Entraide Solidaire La Charité-sur-Loire ኣቐድዲሙ ዝነበረ 6 місяців тому

ኣብ መወዳእታ ፍጻሜታትን ኣብ ላ ቻሪተ-ሱር-ሎየር ንLa Charité-sur-Loire :
- ምዕባለ ብቋንቋ ፈረንሳ
- ከተማኹም ርኸቡን ዳህስሱን
- ምፍላጥ ባህሊ ፈረንሳ ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ሓደስቲ ቦታታት ንምርኣይ ምርካብን ክትክእሉ ምእንቲ
  • ምስ ሓደስቲ ሰባት ተራኸቡን ብዝበለጸ ምውህሃድ ክትክላኡ።

  • ምስ ፈተውቲ ቋንቋ ፈረንሳውያን ተዘራረብ
  • ሓደስቲ ቃላት ተማሃርን ስነ-ቓላት ኣስፍሕን ተመሃሩን።

  • ክብርታት ሪፓብሊክን ባህሊ ቋንቋን ፈረንሳን ተመሃሩ
  • ታሪኽ ባህሊን ፈረንሳን ከተኽብሮ ዘለካ ሕግታት ህይወትን ርኸብ።

ከመይ ንገብሮ?

እንተደኣብዛዕባ ዝመጽእ ፍጻመታት ንምፍላጥን ንምምዝጋብን zazouron@gmail.com ኢመይል ጽሓፉ ።

16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • collentsolኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • flo1103ተርጓሚ/ሚት
  • sunflowerተርጓሚ/ሚት
  • oehebተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • feeተርጓሚ/ሚት
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • nouተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles