Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርኻብ ምስ ሓደስቲ ሰባት ቡን እናሰተኹም ምዝርራብ ክትክእሉ

ምስ ምስ Café associatif interculturel

ኣዳላዊ Off the beaten tracks ኣቐድዲሙ ዝነበረ 4 місяці тому

እዚ ዝተፈላለዩ ውዑይ መስተ ብናጻ ናይ ምስታይን ጽቡቕ ግዜ ናይ ምክፋልን ዕድል።

OBT Café ንኹሉ ሰብ ዝበጽሕ ኣብ መንጎ ባህልታት ዝካየድ ቦታ እዩ፤
- ብሓባር ቡን ምስታይ
- ንኽትዓርፍ ምኽኣልን ምዝናይን
-ምውዕዋዕ ምልላይ ምስ ዝተፈላለየ ባህሊ ዝመጹ ሰባት ዕላል
- ንምኽኣል ምስታፍ ኣብ ፍጻመታት: ኮንሰርታት: ዋዕላታት: ዓውደ መጽናዕትታት: ጸወታታት ወዘተ ይሳተፍ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ምስ ዝተፈላለዩ ዕድመ፡ ሞያ ወይ መበቆል ብዘየገድስ ኩሉ ሰብ ክመጽእ ይኽእል እዩ።
ቁሩብ ክትዕዘብ፡ ክትሰምዕ ወይ ክትዕልል ጥራይ ክትመጽእ ትኽእል ኢኻ።
እንተዘይደሊኻ ክትገዝእ ወይ ክትሃልኽ ግዴታ የብልካን።

ምፍላጡ ዘገድስ ቁሩብ ምሳኹም ዝዕልል ሰብ ኩሉ ግዜ ክህሉወኩም እዩ እዩ።

ክትዛነዩ ምኽኣል፡ ቡን ምስታይ ፡ መጽሓፍምንባብ፡ ስልክኹም ቻርጅ ክትገብሩ ምኽኣል ፡ ወይ ውን ዋላ ሓንቲ ክትገብር ክትመጹ ትኽእሉ ኢኹም!

ምፍላጡ ዘገድስ ፣ ውዑይ መስተ እንተድኣ ኣድልዩኩም ብነጻ ኢና እንንግዶ።

መብዛሕትኡ ግዜ ነጻ ባህላዊ ንጥፈታት : ኮንሰርት: ናይ ሰሌዳ ጸወታ: ሰነዳዊ ፊልምታት ምርኢት: ከምኡውን ናይ ቡን ኣኼባታት።

ከመይ ንገብሮ?

ኣድራሻና ኣብ ሊዮን ኣብ ዝርከብ 236 Cours Lafayette à Lyon መጺእኩም ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም።

ምፍላጡ ዘገድስ ካብ ሰዓት 12 ክሳብ 18 ሓሙቅ ክሳብ ቀዳም ካብ ሰዓት 12 ክሳብ 20.

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • mdh69ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • nouተርጓሚ/ሚት
  • alexia2aተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • nikola12ተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles