ምምሃር ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ Lyon ንሊዮን ምፍላጥን
ምስ ምስ Ateliers de français et activités
ኣዳላዊ 124.Services - Régie de quartier ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому- ምስ ንነበርቲ ሊዮን ዝኸውን ናይ ፈረንሳ ኮርሳት፣ ናጻ ክኾኑን ባህሊ ፈረንሳ ንምርካብን።
- ኣብ ሰሙን ካብ 3 ክሳብ 6 ሰዓታት ትምህርቲ ምስ ብቑዕ መምህር፣ ንግሆ ካብ ሰዓት 9:30 ክሳብ 12:30
- ንኣሽቱ ጉጅለታት እንበዝሑ 8 ሰባት።
ምፍላጡ ዘገድስ!
ኣብቲ ማሕበር ንምምዝጋብ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ €15 + ኣብ ዓመት ሓደ ግዜ €5 ክትከፍል ኣለካ።
ኣብ መጀመርታ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ትምህርቲ ምጅማር ይከኣል እዩ።
ኣብቲ ማሕበር ንምምዝጋብ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ €15 + ኣብ ዓመት ሓደ ግዜ €5 ክትከፍል ኣለካ።
ኣብ መጀመርታ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ትምህርቲ ምጅማር ይከኣል እዩ።
ምፍላጡ ዘገድስ!
ብዘይካ ትምህርቲ ፈረንሳ፡ ሓደ ሓደ ግዜ ንጥፈታት ይውደቡ፡ ባህላውን ስነ-ጥበባውን ዓውደ መጽናዕትታት፡ ናብ ቤተ-መጻሕፍቲ ዝግበር ጉዕዞ፡ ናብ ቤተ-መዘክርን ከተማ ልዮንን ምብጻሕ ወዘተ።
ብዘይካ ትምህርቲ ፈረንሳ፡ ሓደ ሓደ ግዜ ንጥፈታት ይውደቡ፡ ባህላውን ስነ-ጥበባውን ዓውደ መጽናዕትታት፡ ናብ ቤተ-መጻሕፍቲ ዝግበር ጉዕዞ፡ ናብ ቤተ-መዘክርን ከተማ ልዮንን ምብጻሕ ወዘተ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ፈተና ንገምጋም ብቕዓት ቋንቋ
ንባህሊ እንዳዳህሰስካ ፍልጠት ቅሰም፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ምፍላጥ ባህሊ ፈረንሳይ፣
ዝነብረሉ ከተማን ዞባን ምፍላጥ፣
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
alinegamblinኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameተርጓሚ/ሚት
ghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
utilisateur_628083ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት