ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር
ምስ ምስ FLE 2.0
ኣዳላዊ UniR Universités & Réfugié.e.s ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 роки томуመደብ ናይ FLE 2.0 ንስደተኛ ወይ ሓተቲ ዑቕባ ዝኾነ ሰብ ዝምልከት ኮይኑ፣፤ ናብዚ መደብ ንምስታፍ ደረጃ ናይ BAC ላዕለዋይ ደረጃ፣ ናብ ዩንቨርስቲ ዘእትው ነጥቢ ወይ ፣ ኣብ ዪንቨርስቲ ትምህርቲ ክንቅጽል ወይ ናይ ሞያዊ ኮርስ ክንወስድ ይሕግዝ።
እዚ መደብ እዚ ን ደረጃታት 1A, Aé, B1, B2
ኣብዚ መደብ ንምዕዋት፣ብ 2 ኣገባባት ይካየድ ባህሊ ብሓደ ክኢላ ቋንቋ FLE ይቀርብ ፣ እዚ ሰሙናዊ ዝወሃብ ትምህርቲ ንምክትታል፣ Frello ዝበሃል ኣፕሊኬሽን ሰሙናዊ ዝወሃብ መደብ እዩ።
ዘድልዩ ዓይነት ረቓሕቲ ?
-ናይ ቋንቋ ደረጃ AOወይ A1
-ናይ ዑቕባ ወይ ስደተኛ ወረቐት ፣ ወይ ሓተቲ ዑቕባ ፣ ወይ ኣብ ትሕቲ ዑቕባ ሱብስዴር ንዘሎ ተጠቃሚ ምስ እትትከውን ፣
-ካልኣይ ደረጃ ትምህርቲ መልቀቒ BAC ንዘለዎም A1 ንላዕሊ ደረጃ ይሕተቱ
-ኣብ ዪንቨርስቲ ሓደ መደብ ፕሮጀክቲ ኣካዳሚክ ትምህርቲ ንምቅጻል ወይ ናይ ሞያዊ ስልጣነ ኮርስ ትምህርቲ ንምውሳድ መደብ ክህልወና ኣለዎ ::
- ኣብ ፈረንሳ ዝነብር ወይትነብንር
መዓስ ?
ክልተ እዋን ኣብ ሰሙን፣ ን 2 ሰዓታትን ፈረቓን(5 ሰዓታት ኣብ ሰሙን ) ኣብ ነፍሲወከፍ ደረጃ ፣ 2 እዋን ናይ ስልጠና ሰሚስተራት ኣብ ዓመት መለት፣ ካብ ሚያዝያ ክሳብ ሰነ፣ ከምኡውን ከብ መስከረም ክሳብ ታሕሳስ ዝጸንሕ
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
19 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
andressa bittencourtምምሕዳር
nourምምሕዳር
olga b.ተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
alhindi nourተርጓሚ/ሚት
aman expertተርጓሚ/ሚት
utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
nalothmanተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
hugo stéphanተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
utilisateur_72712685ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
isabelleተርጓሚ/ሚት
utilisateur_92556286ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
unirorgኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ