Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምቕባል ጠቓሚ ሓበሬታ ንምንባር ኣብ ባስ-ራይን Bas-Rhin

ምስ ምስ Le projet Haut-Parleur

ኣዳላዊ Tunaweza ኣቐድዲሙ ዝነበረ 8 місяців тому

እዚ ን ኣብ ባስ-ራይን ንዝነብሩ ሰባት፣ ጠቓሚ ሓበሬታ ዘለዎም 4 ናይ ዋትስኣፕ ጉጅለታት ብምጥርናፍ እዞም ዝስዕቡ ሓበሬታ ኣገልግልት ይህብ:

  • አለማ ስራሕን ስልጠናን : ናይ ስራሕ ምቕራብ፣ ስልጠና፣ ምኽሪ ኣብ ምድላይ ስራሕ
  • ብትወሳኺ ትምህርቲ ፈረንሳ : ኣድራሻታት ኮርስ፡ ንርእሰ-መጽናዕቲ ዝኸውን መርበብ ሓበሬታ፡ ምስ ፈረንሳውያን ዝግበር ዕላል
  • ከምኡውን ባህላውን ስፖርታውን ንጥፈታት : ፍጻመታት፡ ምብጻሕ፡ ስፖርት
  • ኣብ መወዳእታ ግብራዊ ሓበሬታ ፡ ምኽሪ ኣብ ምድላይ መንበሪ፡ናይ ጥዕና ምኽሪ ፡ ናይ መጓዓዝያ ዋጋ ምጉዳል ወዘተ።
ምፍላጡ ዘገድስ ጉጅለታት ንኹሉ ክፉታት እዮም፡ ግን ካብ ኣመሓደርቲ ጥራይ መልእኽቲ ትመጸኩም (ኩሎም ኣብቲ ጉጅለ ዘለዉ ኣይኮኑን)።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ን ስደተኛታት ዝተመዓራረየ ሓበሬታ ምሃብ፤

  • ንኣብነት ኣብ ጉጅለ ስራሕ : ስልጠና ኣብ ህንጸት፣ ሰራሕተኛታት ዝቖጸራ ዘለዉ ትካላት ወዘተ ምርኻብ።
  • ንኣብነት ኣብ ጉጅለ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ : መመልከቲታት፣ ኮርሳት ፈረንሳ ካብ ማሕበራት፣ ንጥፈታት ምዝራብ ፈረንሳ ወዘተ።
  • ንኣብነት ኣብ ጉጅለ ንጥፈታት : ባህላዊ ቦታታት ምብጻሕ፣ ናይ ጉጅለ ስፖርታዊ ንጥፈታት፣ ኮንሰርት ወዘተ።
  • ንኣብነት ኣብ ጉጅለ ግብራዊ ሓበሬታ : ምንካይ ዋጋ ምኽሪ ወዘተ ምርካብ ።

  • ምስ ኣብ ጥቓኹም ዘለዉ ሰባት ዝግበር ኣኼባታት ምስታፍ
  • ከምኡውን ዑደት ከተማን መስሕባት በጻሕትን
  • እንደገና ባህሊ ፈረንሳ ብዝበለጸ ምርዳእ።

  • ንኣጠቓቕማ ናይ ሓበሬታ ቀሊል ዝኾነ ዋትስኣፕ እዩ ዝመርጽ እዚ ማለት እንተደኣ (ኢመይል ዘይብልና ፣ ናይ ወረቐት ሰነድ የለን ኣብዘይድልየሉ )
  • እዚ ንምግባር ቁጽሪ ተሌፎን፡ ኣድራሻን ዕለትን ንነፍሲ ወከፍ ሓበሬታ ድማ የገድሱ ።

ከመይ ንገብሮ?

ንምምዝጋብ ናብቲ ናይ ጉጅለ ሊንክ ብምእታው "Rejoindre la discussion"ዝብል ጠውቕ፤

እንተደኣ ዝኾነ ሕቶ ምስ ዝህልወኩም ንማሕበር ቱናዌዛ Tunaweza ብኢመይል comm.tunaweza@gmail.com ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም ።

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • tunaweza - commኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • arnis_0ተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • med-jilaniተርጓሚ/ሚት
  • igornrgተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles