ስራሕ ዘትሕዝ ሞያዊ ስልጠና ንምርካብን ዘአኽእል ስልጠና ውሰዱ
ኣብ ሓደ ዓቢ ትካል ንዝተረጋገጸ ስራሕ ልምምድን ስልጠና እናተኸፈልኩ ንምውሳድ
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 1142 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ኣብ ሓደ ዓቢ ትካል ንዝተረጋገጸ ስራሕ ልምምድን ስልጠና እናተኸፈልኩ ንምውሳድ
ምርካብ ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ ሞያዊ ስልጠና ንCAP ንምድላው ኣብ ኣሰላፊ መግቢ፡ ጸጉሪ ርእሲ፡ ዳቦ ሰራሕ፡ መካኒክ ወዘተ።
ምስልጣን ኣዋርሕን ፈረቃን ዝጸንሕ ዝወሃብ ስልጠና ግዜ 6 ናይ ስራሕ ፣ ምኽሻን ስልጠና ንምርካብ ዘኽእል ሰልጠና
ኣሳሰይቲ ብምኳን ናይ CAP ዲፕሎም ዝተረጋገጸ ዘለዎ፣ ስልጠና እዚ ድማ ቀዋሚ ስራሕ ንምርካብ ዘኽእል እዩ።
ንምርካብ ስልጠና ኣብ ምስራሕን ፈረንሳዊ ስልጠና ኣብ ኢንዱስትሪ ሆቴልን ቤት መግብን ንምስራሕ ምስእትደልዩ
ምስልጣን ንስደተኛታት ደቂ ኣንስትዮባህላዊ መግበን፣ ናይ ቅልጡፍ ስልጠና ምርካብ ንምኽኣል ኣብ ስራሕ ዓለም ንምስታፍ ዝዓለመመደብ
ኣብ 8 ሞያ፡ ጽባቐን ጸጉሪ ርእሲ፡ ምሻጥ ዕምበባታት፡ መካኒክ፡ እንዳ ባኒ፡ እንዳ ድኳን ፣ ፓስተን ኬክን ሰራሒ ፡ ብሓፈሳ ኣሻያጢ ወይ ኣሻያጢት ፡ ቤት ብልዒን ፡ እንዳ ስጋን እዩ
ስልጠና ንሞያታት ናይ ምኽሻን ንክህልወኩም ብ ግብሪ ዝተሰነየ ስልጠና ምስታፍን ዘጠቓለለ ስልጠና
እዚ ን 6 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ስልጠና እዚ፣ ነቶም ናይ ምኽሻን ክእለት ዘለዎም ዝምልከት ኮይኑ ኣብ ፈረንሳ ን ኽሰርሑ ዝዓለመ እዩ።
ምርካብ ስልጠና ኣብ ጽላት ቱሪም ሆቴልን ሬስቶራንትን ዝገብሩ ዘለዉ ዓውድታት ሞያዊ ስነ-ቓላትን ቴክኒካዊ ክእለትን ምምሃር
ምእንቲ ናይ መመገቢ ሞያታት ስልጠና (ስልጠና፣ ልምምድ ወዘተ) ክትረኽቡ
ን4 ወርሕን ፈረቓን ኣብ ምብሳል ልምምድ፣ ምስ ትምህርትን ደገፍን ፈረንሳ ክሰቡ
ንምስራሕ ን11 ኣዋርሕ: 3 ሰሙን ኣብ ቤት መግቢ: 1 ሰሙን ኣብ ቤት ትምህርቲ ምስ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ እናከሰብኩም ፣ ሰርቲፊኬት እትሕዝሉ ስልተና ንምስታፍ
ምምሃር ትምህርቲ ፈረንሳ፡ ምብጻሕ ኩባንያን ኣብ ወይ ቤት መግቢ ንምስራሕ ምኽርታትን
ምርካብ ኣብ ሕክምናዊ-ማሕበራዊ ጽላት ንምስራሕ ስልጠና፡ ሞያዊ መዓርግ፡ ዲፕሎማ DCL FLE
ምኽኣል ናይ ክፍለ ግዜ CDDI ንብዙሕ ክእለት ዘለዎ ወኪል ምፍራይ መግቢ፣ ምስ ስራሕ፣ ስልጠናን ደገፍን።
ምኽኣል ስልጠና ኣብ ኢንዱስትሪ መመገቢ፡ ስነ-ቓላት፡ መሰረታዊ ፍልጠት፡ ርእሰ ተኣማንነት
ምኽኣል ኣብ ሰሙን 4 መዓልታት ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ፡ ስራሕ ኣብ ቤት መግቢ
ምጥላብ ኣብ ፈረንሳ ትምህርትቲ ዳግማይ ክትጅምር ወይ ስራሕ ንምርካብ ናይ ወጻኢ ዲፕሎማ ኣፍልጦ ክወሃበካ ግበር ENIC-NARIC ።
ብኸመይ ከ ስልጠና ሕሳብ ንከፍት (CPF) ከም እትኣቱ ፍለጥን ንስልጠን ክትምዝገብን ትኽእል።
ምኽኣል ከም ልምምድ (FFI) እናተዋሳእካ ናይ ተማሃራይ ደረጃ ምህላው ኣብ ሆስፒታል ክትሰርሕን ክፍሊት ክትረክብን የኽእኩም።
ብነጻን እናተኸፈለኩም እትስልጥንሉ ሞያ ህንጻ ከምኒ (ፕላምበር/መሃንድስ ናይ መውዓዪ ቤት፣ ኤሌክትሪሻንን) ዘጠቓለለ እዩ።
ብሳላ ፖለምፕልዋ፣ ,ኣብ ኦን ላይን ናይ ዲጂታል ትምህርቲ ብናጻ ንኽትመሃሩ ምእንቲ ክትክእሉ
ምስ OpenClassrooms, ኣብ ስራሕ ዓለም ንምስታፍ ዝጠቕመኩም ስራሕ ቅልጡፍ ንምርካብ ደኽእለኩም 100% ኣብ ኦንላይን ዝኾነ ትምህርቲ ንምርካብ ይሕግዝ,
ገይክ በተፐ ቡርጎኝ ዝተባህለ መደብ (Geiq BTP Bourgogne) ኣብ ህዝባዊ ስራሓት ህንጻ ብምህናጽ ዝነጥፍ ትካል እዮ።
ስልጠና (Titre RNCP)እናተከፈላካ ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር ዕድል ንምስታፍ ኣብ-ኢልደ-ፍራንስ ወይ ፓሪስን ከባቢኣን ንዝደልዩ