ምርካብ ዲፕሎም ናይ ኣከሻሽና ስልጠና ንምስታፍ
ምስ ምስ TOURNESOL
ኣዳላዊ Refugee Food , Langues plurielles, STELO Formationኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 7 moisከም ተሓሓዚት ምኻን ሞያ ሓጋዚ ክሽነ ንምምሃር ብቑዕ ስልጠና ምስ፤
- ሞያዊ ኮርሳት ፈረንሳ፡
- ናይ ምብሳል ትምህርቲ፡ ናይ ስራሕ ልምምድ፡
- ከምኡ’ውን ናይ ስራሕ ምድላይ ደገፍ
ምፍላጡ ዘገድስ ኣብ ምሉእ እቲ ስልጠና ብፍራንስ ትራቫይል ትኽፈልን ክሳብ ውዕል ስራሕ ትፈርም ይድገፍን ኢኻ።
ኣብ መወዳእታ ናይቲ ስልጠና፡ ኣብ ከም ኣብያተ ትምህርቲ፡ ትካላት ክንክን ጥዕና፡ ትካላት ንግዲ ወዘተ ዝኣመሰሉ ናይ ሓባር መመገቢ ኩባንያታት ክትሰርሕ ናይ ሓጋዚ ክሽነ ሞያዊ ብቕዓት ክትረክብ ትኽእል ኢኻ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
diplosamተርጓሚ/ሚት
basheer al ghothaniተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
sheilaoiseተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
olgamyተርጓሚ/ሚት
refugeefoodተርጓሚ/ሚት