Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ንምስራሕ ኣብ ሬስቶራንት ዘኽእል

ምስ ምስ Restaur'Action

ኣዳላዊ Centre d'Études, de Formation et d'Insertion par la Langue ኣቐድዲሙ ዝነበረ 4 місяці тому

ንኣብወይ ቤት መግቢ ስራሕ ንዝደልዩ ሰባት፣ ናይ 4 ወርሒ ስልጠና ኮርስ ንምርካብ ዝከኣል እዩ።

እቲ ስልጠና ኣብ ፓሪስ ዝተዳለወ ኮይኑ፤

  • ቋንቋንትምህርቲ ፈረንሳ
  • ናይ ትምህርቲ ሕሳብ ቅመራ
  • ናይ ኮምፒተር ኮርሳት ምምላኽ
  • ብዛዕባ ጽላት ሆቴልን መመገቢን ዝምልከት ኣቀራርባ
  • ኣብ ምወዳእታ ስራሕ ንምድላይ ዝሕግዝ ምኽሪ።


ምፍላጡ ኣዝዩ ዘገድስ -ወቐት ምህላው ተጠቃሚ ኣህጉራዊ ሓለዋ ክትከውን ኣለካ ወይ ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸናሕካ ትሕቲ 5 ዓመት ዝጸንሐን ምስ - ኣብታ መበቆል ሃገር ውሑድ ትምህርቲ ዝረኸብካ (ኣብ መንጎ 2ን... 7 ዓመት ትምህርቲ)ካብ l'OFII - ደረጃ ፈረንሳ A2 ኣፋዊን A1.1 ጽሑፍን ክእለት ክህልዎም ኣለዎ - መንበሪ ወይ ( ኣድራሻ (መዕረፊ ወይ መንበሪ) ኣብ ፓሪስ ክህልዎም እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ብፈረንሳ (ብቃልን ብጽሑፍን) ብዝበለጸ ምዝርራብ
  • ኣብ መዓልታዊን ሞያዊን ህይወት ዝያዳ ናጻ ክትከውን ንባብን ምጽሓፍን ምልከት ንምጥራይ።

  • ፈለማ ናይ ሓደ ማሕበረ ሰባዊ ቤት ሬስቶራንትን ምፍላጥ
  • ርኽበት ብምቕጻል ፕሮፌሽናል ከሸንቲ ምዃን
  • ኣብ ክሽነ ሕግታት ጽሬትን ድሕነትን ንምምሃር ስልጠና ናይ ምውሳድ ተኽእሎ እለኩም።

  • ኣብ ጽላት ሬስቶራንት ምምጋብን ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ሞያታት ምፍላጥ
  • ሞያዊ ፕሮጀክትኩም ኣረጋግጽ (እንታይ ሞያ ከም ዘገድሰካ፡ ኣበይ ክትሰርሑ ከም እትደሊ ወዘተ)
  • ስራሕ ንምድላይ (ናይ ስራሕ ዕድል ረኺብኩም ኣንብቡ፣ ሲቪካCV, ምፍጣር፣ ንስራሕ ቃለ መሕትት ምድላዋት ወዘተ)።

ከመይ ንገብሮ?

ንኣርመል Armelle (ኣወሃሃድቲ) ዝቕጽል ስልጠናታት ዝካየደሉ መዓልታት ንምፍላጥን ንምምዝጋብን ሕተቶ።

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • claudia mምምሕዳር
  • armelle-cefilኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • ibrahim salamaተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • hendተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles