ምኽሻን ኣብ ሓባራዊ ምግብና መግቢ ኣብ Poitiers
ምስ ምስ Restaurant social - Relais Charbonnier
ኣዳላዊ Le Toit du Monde ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуእዚ መደብ ኣብ ጸገም ዝርከቡ ሰባት ናብ ስራሕ ንምምላስ ኣብ ሞያታት መመገቢ ስራሕ ዝድግፍ chantier d'insertion ናይ ምውህሃድ ፕሮጀክት እዩ ።
ዓላማታቱ ድማ :
- ምርካብ ሞያታት መመገቢ
- ሞያዊ ፕሮጀክትካ ንምግላጽ ደገፍ ይሃልኻ
- ከምኡውን ስልጠናን ስራሕ ልምምድን ምግባር።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ምምሕዳር
ስራሕ
ምርካብ ሞያዊ ስልጠና ናይ ምኽሻን
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ስራሕ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
21 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
tdmኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameተርጓሚ/ሚት
may mahranተርጓሚ/ሚት
rubadubdubተርጓሚ/ሚት
bybyተርጓሚ/ሚት
zoi-tradተርጓሚ/ሚት
gigiተርጓሚ/ሚት
alisa.cተርጓሚ/ሚት
gitoroተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
duvewoተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
maksimmተርጓሚ/ሚት
anihተርጓሚ/ሚት
pierrecተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት