Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ስስልጣን ፣ ንሞያ ወኪል ሕክምና-ማሕበራዊ ኣገልግሎት ኣብ ብሬስት Brest

ምስ ምስ GRETA- CFA Bretagne Occidentale

ኣዳላዊ GRETA-CFA de Bretagne Occidentale ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

እዚ ኣብ ወኪል ሆቴል ወይ ወኪል ኣገልግሎት ንምዃን ኣብ ሜዲኮ-ሶሻል ነጻ ስልጠና .

እቲ ወኪል ንጽገናን ጽሬትን ናይቲ ቀጽሪ ከምኡ’ውን ንመመገቢ ናይ ሕክምና-ማሕበራዊ ትካላት፡ ከም ትካላት ንኣረጋውያን (ኤህፓድEhpad ) ይከናኸን።

እዞብ ዝስዕቡ ዕላማታት ንምውዓል ዝዓለመ

  • ኣብ ስራሕ ንምእታው ብፈረንሳ ርእሰ ንምኽኣልን ።
  • ምህላው ንሞያዊ ውህደት ዘድሊ ክእለት ክህልዎም እዩ።
  • ኣሰራርሓ ሕብረተሰብ ፈረንሳን ሕክምናዊ-ማሕበራዊ ትካልን ምርዳእ።

ኣብ መወዳእታ ናይቲ ስልጠና ፡ ሞያዊ መዓርግ ወኪል ሕክምና-ማሕበራዊ ኣገልግሎትን ወግዓዊ ዲፕሎማን ብቋንቋ ፈረንሳ ( DCL FLE ) ክህልወካ ይኽእል።

ምፍላጡ ዝገድስ እቲ ስልጠና ካብ 2 ታሕሳስ 2024 ክሳብ 10 ሓምለ 2025 ዝካየድ እዩ።
ምርካብ ደገፍ ንምስታፍ ግድን፤
- ስልጠና ወይ ስራሕ ዝደሊን ኣብ ፈረንሳ ትራቫይል France Travail ምምዝጋብ
- ብቋንቋ ፈረንሳ፡ ብዘረባ ይኹን ብጽሑፍ ደረጃ A2 ምህላው
- ምህላው ወረቐት ተጠቃሚ ኣህጉራዊ ሓለዋ ክኸውን
ወይ ድማ ኣብ ፈረንሳ ን5 ዓመት ዘይመልእ ዝጸንሑን ምስ OFII CIR (Contrat d'intégration républicaine ) ዝፈረምኩም ምዃን

ንምንታይከ የዘገድስ?

እዚ ናይ FOS ኮርሳት (ንፍሉይ ዕላማታት ፈረንሳ) ክትወስድ ትኽእል ኢኻ፤

  • ምምሃር ሞያዊ ቓላት
  • ምርዳእ ኣብ ናይ ስራሕ ኩነታት ክትረዳዳእ ምኽኣል
  • ሕብረተሰብ ፈረንሳ ብኸመይ ከም ዝሰርሕ ምርዳእ: ባህሊ: ውዳበ ስድራቤትን ልምድታትን...ወዘተ

  • ምፍላጥ ኣሰራርሓ ሕክምናዊ-ማሕበራዊ ትካል ምርዳእ፡ ተራታትን ተልእኾታትን ወኪል ኣገልግሎት
  • እንተላይ ሕግታት ጽሬት፡ ድሕነት፡ ሞያዊ ሃዋህው ወዘተ ምፍላጥ።
  • ከምኡውን ምስ ነበርትን እቲ ትካልን ከመይ ጌርካ ከም እትራኸብ ፍለጥ: ዝበቅዕ ዘለካ ኣካላዊ ምንቅስቓሳትን ኣቃውማን ምኽኣል ።

  • ምኽኣል ርኽበት ሕክምናዊ-ማሕበራዊ ትካልን ተራ ምጽዋትን (ተራ ምጽዋት)
  • ምልውዋጥ ጽቡቕ ተሞክሮን ደገፍን ካብ ኣሰልጠንቲ
  • ምርካብ ደገፍ ኣብ መሻርኽቲ ትካላት ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ ልምምድን ዝተደልደለ ደገፍን።

ከመይ ንገብሮ?

ነዚ ንምግባር ንኣተሓባባሪት ማይ ዶሚኒክ ኬርቨላ ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም፤

  • ብስልኪ፡ 02 98 80 41 51
  • ብኢመይል ፡ greta.agbrest@ac-rennes.fr
  • ኣብቲ ቦታ፡ ሩ ፕሪንስ ደ ጆይንቪል - ሲኤስ 61945 - 29 219 ብሬስት ሴዴክስ 2.

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • fabienne_greta29ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • rouaa karimተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • nora42ተርጓሚ/ሚት
  • marineተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles