ኣብ መዳይ ቱሪዝም፣ ሆቴልን መግቢን ንምስራሕ ስልጠና ምውሳድ
ምስ ምስ TREMPLIN
ኣዳላዊ ABC FORMATION ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуሓደ ስልጠና ኣብ ጽላት ቱሪዝም ኣብ ስርሓት ሆቴል ኣብ ናይ ስርሓት ሬስቶራንት ንምምሃር
- ምፍላጥ ናይ ሞያ ቋንቋ ፈረንሳ ( ሓረግ፣ ምሉእ ሓሳባት፣ ብምላይ ዘገልግሉ ናይ ስራሕ ቃላት ፣ ኣገባብ ኣቀብብላ ምስ ዓማዊል ወዘተ ..)
- ብቅዓት ናይ ሞያ ናይ ቴኪን፣ ወዘተ ክፋል ናይ እጢ ሞያ ( ንኣብነት ኣጠቓቕማ፣ ናይ ትእዛዝ፣ , ምእንጋን ምዝርራብ ምስ ዓማዊምል፣ ካልእን ዝኣመሰለ ፣ ጥበባት ምኽኣልን ብ ተወሳኺ ድማ፣ ምኽኣል ምስራሕ ኣብ ኮምፑተር ውዘተr...).
ኣብ መወዳእታ ናይቲ ስልጠና፡ ብቱሪዝም፡ ኣጋይሽ ምቕባልን ምምጋብን ደረጃታት A1፡ A2 ወይ B1 ፕሮፌሽናል ፈረንሳዊ ዲፕሎማ ትረክብ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
3 allée du Lavoir, 95130 Franconville, France
01 34 15 40 62
contact@abcformation1986.fr
Chargement de la carte...
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
niknameተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
ammar bazzaziተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
meryem lakchiniተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
abc formationኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
abc formation1986ተርጓሚ/ሚት