Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምፍላጥ ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ጽላት ናይ ሆቴል ቤት መግቢ ንምስራሕ ዘኽእል

ምስ ምስ Français Langue Etrangère de l’hôtellerie et de la restauration

ኣዳላዊ Langues Plurielles , Espace Proximité Emploi, Gaby sourire, Programme national FSE+, DRIEETS Ile-de-France, Ville de Parisኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 місяці тому

እዚ ስልጠና እዚ እዚኦም ኣብ ሆቴል ወይ መመገቢ ኢንዱስትሪ ክሰርሑ ንዝደልዩ ስራሕ ንዝደልዩ ሰባት ዝወሃብ ናይ ፈረንሳ ኮርሳት እዮም።


ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ !

ኣብቲ መደብ ንምስታፍ ግድን ክህልውኹም ዘለዎም፤
- ኣብ ፓሪስ ይነብሩ ወይ ይሰርሑ
- ክትሰርሕ ፍቓድ መንበሪ ፍቓድ ክህልወኩም ይግባእ

ስልጠናና ንግሆ፡ ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ እዩ ዝካየድ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እቲ ስልጠና እዚ ኣብ ሞያዊ ኩነታት (ምስ ዓማዊል፣ መሳርሕቲ፣ ኣካየድቲ ትካላት) ርክብን ኣፋዊ ዝርርብ ንምምዕባል ዝዓለመ እዩ ።

እዚ ስልጠና እዚ ኣብ ሞያዊ ኩነታት ቀለልቲ ወይ ዝተሓላለኹ መልእኽትታት ክትጽሕፍን ከተንብብን ንኽትክእል ናይ ጽሑፍ ክእለት ንምምሕያሽ ዝዓለመ እዩ ።

ሞያዊ ፕሮጀክትኹም ብኸምዚ ዝስዕብ ክትሃንጹ ትኽእሉ ኢኹም

  • ናይ ጉጅለ ስራሕ ዓውደ መጽናዕቲ
  • እንተደኣ ብሕታዊ ደገፍ ንምርካብ ተደልዩ (ምፍላጡ ዝገድስ ሓበሬታታት ኣብዚ ) dispositif AGIR) ብምእታው ክትፈልጥዎ ትኽእሉ ኢኹም
  • ከምኡውን ምግባር ዑደት ናብ ማእከላት ስልጠናን ትካላት ኣጋይሽ ምቕባልን ቤት መግብን ምዃኑ ፍለጡ

ከመይ ንገብሮ?


ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ !

እቲ ን 2025-2026. ሰልጠና ምዝገባ ተወዲኡ እዩ

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • langues pluriellesኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • bissoተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles