ምውሳድ ስልጠና ኣብ ሞያ ምግብና ንምስራሕ
ምስ ምስ Avec ROMARIN
ኣዳላዊ Refugee Food ኣቐድዲሙ ዝነበረ 6 місяців томуእዚ ስልጠና እዚ ሞያ ምኽሻን ብቕዓት ዝወሃብ ስልጠና ’ ዩ ። ስለዝኾነ ድምእዚ ስልጠና ዓለም ለኻዊ ባህላዊ ወይ ሓባራዊ መመገቢ፡ ኣብ ክሽነ ወይ ኣብ ኣገልግሎት ክሰርሑ ንዝደልዩ ሰባት ዝዓለመ ምዃኑ ክፍለጥ ይግባእ።
ኣብቲ መደብ ንምስታፍ ዘድልዩ።
- ምእንቲ ፍልጠትካ ኣመሓይሽ (ምድልዳል ቋንቋ ፈረንሳ፡ ሒሳብ፡ ዲጂታል)
- ብዝበለጸ ሞያዊ ፕሮጀክትካ ብዝበለጸ ግለጽ (ስራሕ ምርካብ፡ ልምምድ፡ ሞያዊ ደገፍ)
ምፍላጡ ዘገድስ ቅድመ ስልጠና ምስክር ወረቐት ብ ፈረትና እንተደሊኹም ክወሃበኩም ይኽእል እዩ
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ምምሕዳር
ስራሕ
ፈረንሳይ
ምርካብ ሞያዊ ስልጠና ናይ ምኽሻን
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ኣጠቓቕማ ኮምፒተር ምምሃር፣
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
refugeefoodተርጓሚ/ሚት
nouተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
pierrecተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት