ስልጠናን ስራሕን ኣብ ዓውደ ህንጻ ንምርካብ
ምስ ምስ Avec le GEIQ BTP Bourgogne Franche-Comté
ኣዳላዊ Geiq BTP Bourgogne , IPeR-ACTIFS 21, CROIX ROUGEኣቐድዲሙ ዝነበረ 7 місяців томуእዚ ኣብ ቡርጎኝ (Le Geiq Bourgogne) ኣብ ህንጻ ስራሕ ኽትሰርሑ ንእትደልዩ ኩሉኹም ኣብ ህዝባዊ ናይ ህንጻ (BTP ) ስራሕ ክረኽበልኩም ዝኽእል ትካል እዩ።
ኣብ ልዕሊ እዚ መደብና እዚ ማለት ኣብ ትምህርቲ፣ ወይ ስልጠናን፣ ኣብ ስራሕን እንዳፋረቑኩም እትሰርሑሉን ንነፍሲ ወከፍ ሰራሕተኛ ዝሰማማዕን ዝጥዕሞን ነተን ኣስራሕቲ ናይ ህንጻ ትካላት ድማ ምስቲ ንሳተን ዝደልያን ዝሓተኦ ናይ ስራሕ መምዘኒታትን ጠለባተንን ዝኸይድ፣ መደባት ኣዳልዩልኩም ኣሎ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
88 Rue Jean Jacques Rousseau, 21000 Dijon, France
03 86 48 94 20
troncy@geiq-bourgogne.fr
Chargement de la carte...
ምምሕዳር
ስራሕ
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
ኣብ ናይ ህንጻ"BTP" ሞያ ስልጠና ምርካብ፣
ስራሕ ምርካብ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምክፋል ስራሕን ስልጠናን ዘዛነቐ መደብ
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
olga b.ተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
youተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
abrhamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
hichamተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
iryna_vyhodianskaተርጓሚ/ሚት
geiq btp bourgogneኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ