ንምስራሕ ተሓጋጋዚ ክሽነ ብምዃን ።
ምስ ምስ L'Ecole des Cuistots Migrateurs
ኣዳላዊ L'Ecole des Cuistots Migrateurs ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуእዚ ናይ 4 ወርሕን ፈረቓን ኮርስ ኮሚስ ሼፍ commis de cuisine ንምዃን ምስ፤
- ብቋንቋ ፈረንሳ ስልጠና ( 180 ሰዓታት) ቃላት ምብሳል ንምምሃርን ንዲፕሎማ ፈረንሳ ንምድላውን።
- ናይ ምኽሻን ስልጠና ( 400 ሰዓታት) ኣሰራርሓ መግቢ፣ ሜላታት ምብሳል ንምፍላጥን ናይ ኮሚስ ሼፍ ዲፕሎማ ንምርካብን።
- ን 3 ሰሙን ዝጸንሕ ናይ ስራሕ ልምምድእብ ቤት መግቢ ምስራሕ
- ብሕቲ ትምህርቲ ( 20 ሰዓታት)፦ ኣጠቓቕማ ዲጂታል ቴክኖሎጂ፣ ህንፀት እቲ ሞያዊ ፕሮጀክት ወዘተ።
- ማሕበራውን ሞያውን ደገፍ ካብ ጋንታታት ቤት ትምህርቲ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ምምሕዳር
ስራሕ
ፈረንሳይ
ምርካብ ሞያዊ ስልጠና ናይ ምኽሻን
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
l'ecole des cuistots migrateursኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitoroተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
nour alhoudaተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
duvewoተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት