ኣብ ጽላት መግቢ ምስራሕን ድጋፍ ምርካብን
ምስ ምስ Association La Légumerie 53
ኣዳላዊ La Légumerie 53 ኣቐድዲሙ ዝነበረ 10 місяців томуምስ ደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮን ኣብ መስርሕ ውህደት ኣሕምልቲ፡ ከም ብዙሕ ክእለት ዘለዎ ወኪል ምፍራይ መግቢ ክሰርሑ ዕድል።
እዚ ናይ ኢድ ስራሕ ስለዝኾነ ክትመሃሩ ኢኹም፤
- ኣሕምልቲ ምክንኻን
- ኣዳልዎምን ኣጽርዮምን።
- ምዕሻግ።
ብድሕሪኡ እቶም ኣሕምልቲ ኣብ ማየነ Mayenne ኣብ ዝርከባ ቤት መግብታት ቤት ትምህርትን ኣባይቲ ጡረተኛታት ይዕደሉ።
እቲ ዕላማ ናብ ዓለም ስራሕ ንምእታው ክእለት ሓደ ሞያ ምምሃር፡ ኣብ ተመሳሳሊ እዋን ድማ ብሕታዊ ደገፍ ምህላው እዩ።
እቲ ዝቐረበ ውዕል ናይ ክፍለ ግዜ CDDI (ናይ ውሱን ግዜ ውህደት ውዕል) ኮይኑ፡ እንተበዝሐ ን2 ዓመት ዝሕደስ እዩ። ምልመላ ኣብ ምሉእ ዓመት ይከኣል እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
la légumerie 53ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
veronicasiተርጓሚ/ሚት
nour alhindiተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
igornrgተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት