ምምሃር ኣሰራርሓ ኣብ ቤት መግቢ ንምስራሕ ፈረንሳ ቋንቋ
ምስ ምስ Français Langue Etrangère de la restauration
ኣዳላዊ Langues Plurielles , Ecole des Cuistots Migrateurs, DRIEETS Ile-de-Franceኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 місяці томуምድላው ሞያዊ ኮርስ ፈረንሳን ኣቀራርባ
ኣብ እዚ ኮርሳት ዝተወደቡ እዮም፤
- እዚ ካብ ካብ 11 ታሕሳስ 2025 ክሳብ 30 ጥሪ 2026 እዩ
- እዋን ስራሕ ሰኑይ፡ ሰሉስ፡ ሓሙስን ዓርብን ካብ ሰዓት 9፡15 a.m ክሳብ 5፡15 p.m.
ክትፈልጥዋ ዘለኩም እቲ ስልጠና ብነጻ ኮይኑ ግን ዝኽፈል ኣይኮነን
ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ ኣብቲ መደብ ንምስታፍ ግድን ክህሉ ዘለዎ ፤
-ን ኣብ Île-de-France ዝነብሩ ሰባት
- ምህላው ትሕቲ 5 ዓመት መንበሪ ፍቓድ ዝሓዘ ክኸውን
- ምህላው ኣብ ቤት መግቢ ክትሰርሕ ተገዳስነት
-ን ኣብ Île-de-France ዝነብሩ ሰባት
- ምህላው ትሕቲ 5 ዓመት መንበሪ ፍቓድ ዝሓዘ ክኸውን
- ምህላው ኣብ ቤት መግቢ ክትሰርሕ ተገዳስነት
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
25, Rue de Romainville 93100 Montreuil
contact@langues-plurielles.fr
Chargement de la carte...
ፈረንሳይ
ስራሕ
ምምሕዳር
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምርካብ ሞያዊ ስልጠና ናይ ምኽሻን
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
langues pluriellesኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
charifeh aldabaghተርጓሚ/ሚት
gitoroተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
ali.abo-tahaተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
iris.tተርጓሚ/ሚት
cc37377ተርጓሚ/ሚት
camille.ascተርጓሚ/ሚት
ulysተርጓሚ/ሚት
eve2804ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት