Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ሜሪ ኩሪ Marie Curry ሓድሽ ኣከሻሽና

Marie Curry
ኣዳላዊMarie Curry

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ኣበይ ?

ንደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓይነት ዓውዲ ምስልጣን፤፣

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 10 mois

እንታዩ’ዩ ?

ኣብ`ዚ መደብ ንመግብን ኣስራርሕኡን ዝምልከት ኮርስ ስልጣነ ብምሃብ ፣

ንደቂ ኣንስቲዮ ስዴተኛታት ንተምክርኦን ብቕዓት ምሃብ፣ ከምኡ`ውን ሃብታም ዝኾነ ጥበብ ናይ ጽቡቕ ኣመጋግባ ቀዳምነት ምስራዕ፤፣

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኪእላታት ሰብ ሞያ ኣብ ረስቶራንት ዝነጥፉ ፣ ተምክሮ ንምድላብ ኮርስ ብምውሳድ ሓገዝ ናይ ድጋፍ ነዚ ዕድል ንምርካብ ተጠቅምቲ ኩና፤፣

ንነዊሕ ግዜ ምስልጣንን ኮርስ ብምውሳድን ናይ መጻኢ መደብኪ ናይ ሞያዊ\ት ንምህናጽ ተጠቃሚት ናይ`ዚ ዕድል ሙኻን፤፣

ከመይ ንገብሮ?

በዚ ኢመይል ምስና ርክብ ግበራ ፣ sandrine.clement.rivoltella@gmail.com

ወይ በዚ ቁጽሪ ተሌፎን ብምድዋል

06 61 54 01 74

ኣብ ላዕሊ ገጽ

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
utilisateur_93887086utilisateur_93887086ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
utilisateur_61623907utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
nalothmannalothmanተርጓሚ/ሚት
fairouzfairouzተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
aman expertaman expertተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
katuwenkakatuwenkaተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
didinedidineኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ