ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 18 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ
ኣብ ኢንዱስትሪ መመገቢ ስልጠና ምውሳድ
ምኽኣል ስልጠና ኣብ ኢንዱስትሪ መመገቢ፡ ስነ-ቓላት፡ መሰረታዊ ፍልጠት፡ ርእሰ ተኣማንነት
ኣብ ጽላት መግቢ ምስራሕን ድጋፍ ምርካብን
ምኽኣል ናይ ክፍለ ግዜ CDDI ንብዙሕ ክእለት ዘለዎ ወኪል ምፍራይ መግቢ፣ ምስ ስራሕ፣ ስልጠናን ደገፍን።
ስስልጣን ፣ ንሞያ ወኪል ሕክምና-ማሕበራዊ ኣገልግሎት ኣብ ብሬስት Brest
ምርካብ ኣብ ሕክምናዊ-ማሕበራዊ ጽላት ንምስራሕ ስልጠና፡ ሞያዊ መዓርግ፡ ዲፕሎማ DCL FLE
ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ንምስራሕ ኣብ ሬስቶራንት ዘኽእል
ምምሃር ትምህርቲ ፈረንሳ፡ ምብጻሕ ኩባንያን ኣብ ወይ ቤት መግቢ ንምስራሕ ምኽርታትን
ምምሃር ሞያ ኢደ ጥበብ
ምርካብ ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ ሞያዊ ስልጠና ንCAP ንምድላው ኣብ ኣሰላፊ መግቢ፡ ጸጉሪ ርእሲ፡ ዳቦ ሰራሕ፡ መካኒክ ወዘተ።
ምስራሕ ኣብ ናይ ክሽነን ስራሕን ናይ ስራሕ-ንዓውደ መጽናዕቲ ምግባር ምግባር
ንምስራሕ ን11 ኣዋርሕ: 3 ሰሙን ኣብ ቤት መግቢ: 1 ሰሙን ኣብ ቤት ትምህርቲ ምስ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ እናከሰብኩም ፣ ሰርቲፊኬት እትሕዝሉ ስልተና ንምስታፍ
ምርካብ ስልጠና ን ስራሕ ምኽሻን መግቢ
ምስልጣን ኣዋርሕን ፈረቃን ዝጸንሕ ዝወሃብ ስልጠና ግዜ 6 ናይ ስራሕ ፣ ምኽሻን ስልጠና ንምርካብ ዘኽእል ሰልጠና
ምፍላጥ ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ጽላት ናይ ሆቴል ቤት መግቢ ንምስራሕ ዘኽእል
ንምርካብ ስልጠና ኣብ ምስራሕን ፈረንሳዊ ስልጠና ኣብ ኢንዱስትሪ ሆቴልን ቤት መግብን ንምስራሕ ምስእትደልዩ
ምውሳድ ስልጠና ኣብ ሞያ ምግብና ንምስራሕ
ስልጠና ንሞያታት ናይ ምኽሻን ንክህልወኩም ብ ግብሪ ዝተሰነየ ስልጠና ምስታፍን ዘጠቓለለ ስልጠና
ኣሳሰይቲ ምግቢ ብምዃን ናይ ስራሕ ልምምድ ኣጥርዩ
ኣሳሰይቲ ብምኳን ናይ CAP ዲፕሎም ዝተረጋገጸ ዘለዎ፣ ስልጠና እዚ ድማ ቀዋሚ ስራሕ ንምርካብ ዘኽእል እዩ።
ስራሕ ዘትሕዝ ሞያዊ ስልጠና ንምርካብን ዘአኽእል ስልጠና ውሰዱ
ኣብ ሓደ ዓቢ ትካል ንዝተረጋገጸ ስራሕ ልምምድን ስልጠና እናተኸፈልኩ ንምውሳድ
ምርካብ ዲፕሎም ናይ ኣከሻሽና ስልጠና ንምስታፍ
እዚ ን 6 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ስልጠና እዚ፣ ነቶም ናይ ምኽሻን ክእለት ዘለዎም ዝምልከት ኮይኑ ኣብ ፈረንሳ ን ኽሰርሑ ዝዓለመ እዩ።
ሞያ ንምምሃር ዝግበር ስልጠና
ኣብ 8 ሞያ፡ ጽባቐን ጸጉሪ ርእሲ፡ ምሻጥ ዕምበባታት፡ መካኒክ፡ እንዳ ባኒ፡ እንዳ ድኳን ፣ ፓስተን ኬክን ሰራሒ ፡ ብሓፈሳ ኣሻያጢ ወይ ኣሻያጢት ፡ ቤት ብልዒን ፡ እንዳ ስጋን እዩ
ኣብ መዳይ ቱሪዝም፣ ሆቴልን መግቢን ንምስራሕ ስልጠና ምውሳድ
ምርካብ ስልጠና ኣብ ጽላት ቱሪም ሆቴልን ሬስቶራንትን ዝገብሩ ዘለዉ ዓውድታት ሞያዊ ስነ-ቓላትን ቴክኒካዊ ክእለትን ምምሃር
ምርካብ ስልጠና ንደቂ ኣንስትዮ ብድላው መግቢ ኣብ ከተማ ቦርዶ Bordeaux
ምስልጣን ንስደተኛታት ደቂ ኣንስትዮባህላዊ መግበን፣ ናይ ቅልጡፍ ስልጠና ምርካብ ንምኽኣል ኣብ ስራሕ ዓለም ንምስታፍ ዝዓለመመደብ
እዚ ፋይል'ዚ እውን የገድሰኩም ይኸውን'ዩ
ንምርካብ ኣፍልጦ ኣቐዲሙ ንዝንበረኩም ዲፕሎም (ENIC-NARIC)ኤኒክ-ናሪክ
ምጥላብ ኣብ ፈረንሳ ትምህርትቲ ዳግማይ ክትጅምር ወይ ስራሕ ንምርካብ ናይ ወጻኢ ዲፕሎማ ኣፍልጦ ክወሃበካ ግበር ENIC-NARIC ።
ምህላው ናይ ውልቂ ሕሳብ ናይ ስልጠና (CPF)
ብኸመይ ከ ስልጠና ሕሳብ ንከፍት (CPF) ከም እትኣቱ ፍለጥን ንስልጠን ክትምዝገብን ትኽእል።
ምርካብ ስልጠና ሓፈሻዊ ሓኪም: ወይ ፋርማሲስት: ስፔሻሊስት ሓኪም ፋርማሲስት ንምዃን
ምኽኣል ከም ልምምድ (FFI) እናተዋሳእካ ናይ ተማሃራይ ደረጃ ምህላው ኣብ ሆስፒታል ክትሰርሕን ክፍሊት ክትረክብን የኽእኩም።
ሞያ ስነ-ህንጻ ዲፕሎም ንምርካብ ምድላው
ብነጻን እናተኸፈለኩም እትስልጥንሉ ሞያ ህንጻ ከምኒ (ፕላምበር/መሃንድስ ናይ መውዓዪ ቤት፣ ኤሌክትሪሻንን) ዘጠቓለለ እዩ።
ምስልጣን ብኦን ላይን ወይ ብ ኢንተርኔት ትምህርቲ
ብሳላ ፖለምፕልዋ፣ ,ኣብ ኦን ላይን ናይ ዲጂታል ትምህርቲ ብናጻ ንኽትመሃሩ ምእንቲ ክትክእሉሳላ ፈረንሳ ትራቫይል (ናይ ቀደም Pôle emploi)፡ ብዛዕባ ብነጻ ብኢንተርነት ብዛዕባ እቶም ብመቑጸርቲ ኣዝዮም ተደለይቲ ስራሓት ተማሃሩ፡ ኣፕሊኬሽን ዲቨሎፐር፡ ዳታ ተንታኒ፡ ሶፍትዌር ቴስተር...
ምጥራይ ናይ ስልጠና መደብ ኣብ ኦንላይን ሓድሽ ክእለት
ስራሕ ዓለም ንምስታፍ ዝጠቕመኩም ስራሕ ቅልጡፍ ንምርካብ ኣብ ኦንላይን ዝኾነ ትምህርቲ ንምርካብ ይሕግዝ,ናብ ዕዳጋ ስራሕ ንምእታው ብኢንተርነት ስልጠናን ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ መደብን ተዳሎ። ብመንግስቲ ኣፍልጦ ዝረኸበ ወግዓዊ ዲፕሎማ። ሰሙናዊ ደገፍን ምክትታልን ።
ስልጠናን ስራሕን ኣብ ዓውደ ህንጻ ንምርካብ
ገይክ በተፐ ቡርጎኝ ዝተባህለ መደብ (Geiq BTP Bourgogne) ኣብ ህዝባዊ ስራሓት ህንጻ ብምህናጽ ዝነጥፍ ትካል እዮ።
ሞያዊ ርድኢትን ስራሕ ሕርሻ ኣብ ፈረንሳ ንምህላው
ኩነታት ሕርሻ ናይ ዓድኹምን፣ ናይ ፈረንሳን ፣ ማለት ኣብ (ምፍራይ እንስሳታት፣ ኣእካል , ክንክን ንህቢ,ፍረታትን ...) ብምንጽጻር እስከ ኣውግዑና።